ክብረ በዓል ፍኖተ ሕይወት ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ ከተማ ሲያትል ዋሽንግተን
ዓመታዊ ክብረ በዓል ፍኖተ ሕይወት ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ ከተማ ሲያትል ዋሽንግተን ብድሙቕ መንፈሳዊ ሥርዓት ተኸቢሩ! ኣብ ሃገረ ስብከት ኅቡራት መንግሥታት ኣመሪካን ካናዳን፣ ንኡስ ሃገረ ስብከት ምዕራብ ኅቡራት መንግሥታት ኣሜሪካ ኣብ ከተማ ሲያትል ዋሽንግተን፡ ብዕለት 2 ግንቦት 2017 ብግእዝ (10 ግንቦት 2025 ፈረንጂ) ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅድስት ድንግል ማርያም ብድምቕ...