ገብርሄር

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ። መኑ ውእቱ ገብርኄር ። ምስባክ ከመ እግበር ፈቃድከ መከርኩ አምላኪየ ወሕግከኒ በማእከለ ከርስየ           ዜኖኩ ጽድቅከ በማኅበር ዐቢይ። መዝ.39፣8 ኣምላኸይ ፍቓድካ ንምግባር ባህጊ ኣሎኒ፣ ሕግኻ'ውን ኣብ ውሽጢ ልበይ እዩ በልኩ፣           ጽድቅኻ ኣብታ ዓባይ ማኅበር ኣበሰርኩ። መዝ. 40-8። ማቴዎስ 25፣14-31።       ግ.ሓዋ.1፣6-9           2ይጢሞ.2፣1-16       1ይጴጥ.5፣1-12 ቅዳሴ. […]

Continue reading

ጾም ፵ /ዓቢይ ጾም/ ጾመ እግዚእ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።  ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ገዳመ ቆሮንቶስ ፵/40 መዓልትን ፵/40 ለይትን ጸይሙ፣ (ማቴ ፬/4፡፩-፲፩/1-11)፣ ከመይ ጌርና ኃይሊ ፍትወታት ናይ ሥጋ፣ ፈተነ ናይ ዲያብሎስ፣ ጸብኣ ኣራዊት ከም እንስዕር ኣርኣያ ኮይኑና እዩ። በዚ መሠረት ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ንጾም ፵/40 ካብ ኣዋጃት ናይ ጾም ሠሪዓ ዓመት መጸ ንዅሎም ምእመናና […]

Continue reading

በዓል ቃና ዘገሊላ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ቃና ዘገሊላ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዝዓበየሉ ኣብ ሰሜናዊ ክፍሊ ናይ እስራኤል ኣብ ኣውራጃ ገሊላ ካብ ከተማ ናዝሬት ብሸነኽ ሰሜናዊ ምብራቕ ኣስታት ፲/10 ኪሎ ሜትር ርሒቕ እትርከብ ንእሽቶይ ዓዲ እያ። ብቛንቋ ዕብራይስጥ “ክፋር ቃና” ይብልዋ፡ ክፋር ማለት ዓዲ ክኸውን ከሎ፡ ቃና ድማ “ናይ መቃ (ሻምብቆ ዝመስል […]

Continue reading

በእንተ ጥምቀቱ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።  ምስባክ ዘነግህ ርእዮከ ማያት እግዚኦ ። ርእዮከ ማያት ወፈርሁ። ደንገጹ ቀላያተ ማያት ወደምጻማቲሆሙ። መዝ ፣76፣26። ምስባክ ዘቅዳሴ ባሕርኒ ርእየት ወጐየት ። ወይርዳኖስኒ ገብአ ድኅሬሁ ።  አድባር አንፈርዐፁ ከመ ሐራጊት ።     መዝ.። 113፣ 3። ቲቶ. 3፣-4-8።  1ይዮሓ. 5፣- 5- 13። ግ.ሓዋ. 10-34-39። ወንጌል. ሉቃ. 3-21-ፍጻሜ። ቅዳሴ ዲዮስቆሮስ (እምቅድመ ዓለም)። ኣብ ዕለት ልደቱ ብምስክርነት መልእኽቲ […]

Continue reading

በዓለ ግዝረተ እግዚእነ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ግዝረት ማለት ሥጋ ዕልቦ ምእላይ ማለት እዩ።  እግዚኣብሔር ኣምላኽ ከምቲ “ኪዳን ተካየድኩ ምስለ ኅሩያንየ/ ምስ ኅሩየይ ኪዳን ኣቶኹ” መዝ ፹፱፡፫/89፡3፤ ዝብል፤ ንኣቦና ኖኅ ናይ ቃል ኪዳን ንምልክት ይኹንካ ኢሉ ናይ ቀስተ ደመና ከም ዝሃቦ ንኣቦና ኣብርሃም ድማ ናይ ቃል ኪዳን ምልክት ምእንቲ ክኾኖ ግዝረት ሃቦ። ዘፍ ፲፯፡፲፩/17፡11። […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። "አንቲ ውእቱ መሶበ ወርቅ ንጹሕ እንተ ውስቴታ መና ኅቡእ፡ ኅብስት ዘወረደ እምሰማያት ወሀቤ ሕይወት ለኵሉ ዓለም" "ዝተሰወረ መና ዘለኪ ንጹሕ መሶብ ወርቅ ንስኺ ኢኺ። መና ውን ካብ ሰማይ ዝወረደን ንዓለም ዅሉ ሕይወት ዝዕድልን ሕብስቲ ኢዩ።"                           […]

Continue reading

ሰሙነ ሕማማት

“ ነስአ ደዌነ ወፆረ ሕማምነ ” “ ብሓቂ ንሱ ንሕማምና ጾሮ ንስቃይና ከኣ ኣብ ነፍሱ ጸዓኖ ” ኢሳ.53፣4-7። ብነብየ ኢሣይያስ “ ነስአ ደዌነ ወፆረ ሕማምነ ” ኢሳ.53፣4-7። “ ብሓቂ ንሱ ንሕማምና ጾሮ ንስቃይና ከኣ ኣብ ነፍሱ ጸዓኖ ” ተባኂሉ ዝተነግረ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ምእንታና ክብል ዘሕለፎ መከራን ስቃይን ስጋብ ሞት በጃ ስለ ዝዀነና እዩ። […]

Continue reading

በስም አብ ወወልድ  ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላኽ አሜን። ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን እዚ ሓጻር ጽሕፍቲ እዚኣ እዋናዊት ኣብ መራኸቢ ብዙኃን ክካትዑላ  ዝረኣየ ሓውና መልሲ ክትከውን ኢሉ ዘዳለዋ እያ። "  ንኣምላኽ ዝረኣዮ ሓደ እኳ የልቦን፥እንተኾነ እቲ ኣብ ሕቑፊ ኣቦ ዘሎ፥እቲ በይኑ ውሉድ ዝኾነ ኣምላኽ ገለጾ" ዮሓ.1፥18። በዚ ጥቕሲ ተላዒሎም፥ ወይ’ውን ነዚ ጥቕሲ ሒዞም ኣይኮነንዶ […]

Continue reading

ጾመ ነብያት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።  ኣብ ጽዮን መለኸት ንፍሑ፣ ጾም ቀድሱ ፣  ጉባኤ ጸውዑ ።” ዩኤ.2፣15። እንቋዕ ናብ ጾመ ነብያት ኣብጽሓና! ኣምላከ ቅዱሳን እግዚአብሔር ጾመ ሥርየት፣ ጾመ ድኅነት፣ ጾመ መድኃኒት ይግበረልና። ዕለት ቀዳም ኅዳር 15-2011 ዓ.ም ( 11/24/18) ጀሚሩ ስጋብ ታኅሣስ 29-2011 ዓ.ም (01-07-2019) በዓለ ልደት ዝጽወም ጾም እዩ። ጾመ ነብያት ነብያት […]

Continue reading

በስም አብ ወወልድ ወንንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። ኦ ቅድስቲ ድንግል ነቢይ እግዚአብሔር ቅዱስ ኢሳይያስ ካብ ርሑቕ ጠሚቱ ፍሉይ ዝኾነ ክብርኺ ከኣ ፈሊጡ «ጽድቃ ከም ድሙቕ ብርሃን፥ ምድኃና ከኣ ከም ሃልሃልታ ፋና ማሕ ክሳዕ ዚብል ብዛዕባ እምባ ጽዮን ስቕ ኣይክብልን እየ።»ኢሉ ብልዑል  ቃል ከም ዝተናገረልኪ ኢሳ.62፥1። ሕና’ውን እንሆ ዓቕምና  ዝፈቕዶ፥ ኣምላኽ ዝሃበና ነዚ መበገሲ ገይርና፣ […]

Continue reading