ክብረ በዓል ደብረ ሰላም መድኃኔ ዓለም ቤተ ክርስቲያን ግራንድ ራፒድስ ሚሺጋን ብድምቀት ተኸቢሩ!
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ክብረ በዓል ደብረ ሰላም መድኃኔ ዓለም ቤተ ክርስቲያን ግራንድ ራፒድስ ሚሺጋን ብድምቀት ተኸቢሩ። ክብረ በዓል ናይታ ኣብ ክፍሊ ግዝኣት ሚሺጋን ከተማ ግራንድ ራፒድስ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም፣ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣሜሪካን ካናዳን ዝመጹ ካህናትን መማህራንን፡ መንእሰያት ቤት ትምህርቲ ሰንበትን፡ ምእምናንን ምእምናትን...