No comments yet

መበል ፲፪ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣብ ጽርሃ ኣርያም ቅድስት ሥላሴ ዋሽንግቶን ዲሲ ክካየድ ምዃኑ ተሓቢሩ።

እቲ ዓመት መጸ ዝግበር ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካን ካናዳን ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ፊላደልፍያ ምዃኑ ሕቢርና ምንባርና ዝዝከር እዩ፤ እንተኾነ ግን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ክጥዕም ስለዘይከኣለ፤ ጉባኤ ቤት/ት/ሰ ኣብ ጽርሃ ኣርያም ቅድስት ሥላሴ ቤተክርስቲያን ዋሺንግቶን ዲሲ ካብ ሓምለ ፳፩ ፳፫፤ ፳፻፱ ዓምግ (July 28-30/2017) ክካየድ ምዃኑ ምስናይ ይቅረታ ደጊምና ንሕብር።

Comments are closed.