No comments yet

ጸብጻብ ዓመታዊ ግባኤ ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካን ካናዳን

መበል ፲፩ ዓመታዊ ጉባኤ ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ካብ ሕዳር 18-19/2016 ኣብ ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ቤተክርስቲያን ዋሽንግቶን ዲሲ ከምዝተኻየደ ኣብ ግዚኡ ተሓቢሩ ከም ዝነበረ ዝዝከር እዩ። ኣብቲ ጉባኤ ንዝቀረቡ ነጥብታትን ውሳነታትን ዝገልጽ መግለጺ ሃገረ ስብከትን ኣብቲ ጉባኤ ንዝቀረበ ፐወርፖይንት ከመ መወከሲ ክኸውን ኣብዚ ነስፍሮ ኣለና። ኣብቲ ዝተኻየደ ጉባኤ ወከልቲ ቅዱስ ሲኖዶስ ብጹዓን ኣቦታት አቡነ ባሲልዮስን አቡነ ሉቃስን፤ኣባ መልከጼድቅን ዲያቆን ግርማይን ከምኡውን ንልዕሊ 40 ኣብያተ ክርስቲያናት ወኪሎም ዝመጽኡ ካህናትን ኣባላት ሰበኻ ጉባኤን ከምዝተሳተፍዎ ዝዝከር እዩ።

መግለጺ ሃገረ ስብከት

ኣብ ጉባኤ ዝቀረበ ፐወርፖይንት

Comments are closed.