No comments yet

መበል 11 ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሃገረ ስበከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን

መበል 11 ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሃገረ ስበከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ኣብ ደብረ ብርሃን ቅድስት ሥላሴ ቤተርክርስቲያን ሳንሆዘ
ካሊፎንርያ ክካየድ ምዃኑ ተሓቢሩ ከም ዝነበረ ይዝከር። እምበኣር እዚ ጉባኤ ካብ ዕለት ፳፪ −፳፬ ሓምለ ፳፻፰ ( 29−31 July 2016) ዝካየድ ስለዝኾነ ኩልኹም ደቂ ቤተክርስቲያን ንጉዕዞኹም ዝምልከት ምድላዋትኩም ከተጻፍፉ ንላቦ። ንጉዕዞ ብዝምልከት ኣብዘን ዝስዕባ መዕርፎ ነፈርቲ ትኬትኩም ክትቆርጹ ከምትኽእሉ ንሕብር። ጉባኤ ሓዋርያት ኣቦታትና ይግበረልና ብሰላም ምጹ።

San Jose International Airport
Oakland International Airport
San Francisco International Airport

Comments are closed.