ዓመታዊ ክብረ በዓል ደብረ ጽዮን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣትላንታ ጆርጅያ ብኽብሪ ተባዒሉ።

ወትቀውም ንግሥት በየማንከበአልባሰ ወርቅ ዑጽፍት ወኁብርትስምዒ ወለትየ ወርእዪ ወአፅምኢ እዝነኪ”“እታ ንግሥቲ ብወርቂ ኦፊር ተሰሊማ ኣብ የማንካ ትቀውም ኣላጓልየ ስምዒ ርኣዩውን እዝንኺ ከኣ ኣድንኒሕዝብኽን ቤት ኣቦኽን ረስዒ።(መዝ. 44/45፥9-10) ክብረ በዓል መስከረም 21 ደብረ ጽዮን ቅድስት ማርያም ኣትላንታ ጆርጅያ ብዕለት 24 መስከረም 2012 ዓ.ም ( 10/05/2019) ኣብ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን ብክብ ዝበል...

Continue reading