መበል ፲፪ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣብ ጽርሃ ኣርያም ቅድስት ሥላሴ ዋሽንግቶን ዲሲ ክካየድ ምዃኑ ተሓቢሩ።

እቲ ዓመት መጸ ዝግበር ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካን ካናዳን ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ፊላደልፍያ ምዃኑ ሕቢርና ምንባርና ዝዝከር እዩ፤ እንተኾነ ግን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ክጥዕም ስለዘይከኣለ፤ ጉባኤ ቤት/ት/ሰ ኣብ ጽርሃ ኣርያም ቅድስት ሥላሴ ቤተክርስቲያን ዋሺንግቶን ዲሲ ካብ ሓምለ ፳፩ ፳፫፤ ፳፻፱ ዓምግ (July 28-30/2017) ክካየድ ምዃኑ ምስናይ...

Continue reading

ዜና ዕረፍት ብፁዕ አቡነ ማርቆስ

ብፁዕ ኣቡነ ማርቆስ ብዝኃደሮም ሕማም ንነዊኅ እዋን ኣብ ሃገራት ዓባይ ብሪጣንያን እስራኤልን ክሕከሙ ድኅሪ ምጽናሕ ቀዳም 30 መጋቢት 2009 ዓ.ም (08 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም.ፈ) ኣብ ከተማ ሎንደን ኣብ መበል 86 ዓመቶም ዓሪፎም። ብፁዕ ኣቡነ ማርቆስ “ዘእምንእሱ ሕይወቱ ውስተ ቤተ እግዚአብሔር/ ካብ ሕፃንነቱ ሕይወቱ ኣብ ቤት እግዚአብሔር” ከምዝብል፣ ካብ ጊዜ ንእስቶም...

Continue reading