ቤተክርስቲያን ቅዱስ ሚካኤል ኣብ ከተማ ሳንፍራንሲስኮ ካሊፎርንያ ተኸፊቱ

"መልዐ ወዐብየ ወተለዓለ ቃለ እግዚአብሔር ወበዝኀ ወተወሰከ ውስተ ቤተክርስቲያን ቅድስት። ወበዝኁ ሕዝብ እለ አምኑ በእግዚእነ ኢየሱስ ክርስቶስ ዘሎቱ ስብሐት ለዓለም ዓለም አሜን። ናይ እግዚአብሔር ቃል መልአ ዓበየ'ውን ተለዓለ ድማ፡ ቅድስቲ ኣብ ዝኾነት ቤተክርስቲያን በዚኁ ተወሰኸ። ብጐይትና ኢየሱስ ክርስቶስ ዚአምኑ ከኣ በዝኁ፡ ምስጋና ንእኡ ይኹን ኣሜን"። ሓዲስ ቤተክርስቲያን ታቦተ ቅዱስ ሚካኤል...

Continue reading

ዞባዊ ጉባኤ ቤት/ት/ሰንበት ምብራቕ ኣሜሪካ ተቓኒዑ

ዓመት መጸ ዝግበር ጉባኤታት ኣብያተ ትምህርቲ ሰንበት ኣብ መላእ ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ይካየድ ኣሎ። መቐጸልታ ናይዚ ድማ ኣብያተ ትምህርቲ ሰንበታት ምብራቕ ኣሜሪካ ለካቲት 11/2017 ዓ.ም ኣብ ደብረ ብርሃን ቅድስት ማርያም ኮሎቦስ ኦሃዮ ጉባኤኡ ኣቃኒዑ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ ኣስታት 15 ኣብያተ ክርስቲያናት ዝመጹ ካህናትን መንእሰያት ትምህርቲ ሰንበትን ተሳቲፎም።...

Continue reading