ጸብጻብ ዓመታዊ ግባኤ ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካን ካናዳን

መበል ፲፩ ዓመታዊ ጉባኤ ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ካብ ሕዳር 18-19/2016 ኣብ ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ቤተክርስቲያን ዋሽንግቶን ዲሲ ከምዝተኻየደ ኣብ ግዚኡ ተሓቢሩ ከም ዝነበረ ዝዝከር እዩ። ኣብቲ ጉባኤ ንዝቀረቡ ነጥብታትን ውሳነታትን ዝገልጽ መግለጺ ሃገረ ስብከትን ኣብቲ ጉባኤ ንዝቀረበ ፐወርፖይንት ከመ መወከሲ ክኸውን ኣብዚ ነስፍሮ ኣለና። ኣብቲ ዝተኻየደ ጉባኤ...

Continue reading

ቤት-መቅደስ እግዚአብሔር- 1ይ ክፋል

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ቤተ መቅደስ እግዚአብሔር- 1ይ ክፋል ትርጉም ቤት መቅደስ ቤተ መቅደስ ዝብል ሓረግ ናይ ክልተ ቃላት ኮይኑ ፣   ቤት ማለት መሕድሪ ፣መንበሪ፣ ስራሕ ዝስርሓሉ ፣ ጉባኤ ማኅበር ( ቤተ እስራኤል ፣ ቤተ ክርስቲያን ከምዝበሃል) ማለት ኪኸወን ከሎ፣ መቅደስ ፣- ማለት ድማ መቀደሲ ፣መመስገኒ፣...

Continue reading