ሓዋርያዊ ዑደት ልኡኻን ቅዱስ ሲኖዶስ ተዛዚሙ

ብብጹዓን ኣቦታት ዝተመርሐ ልኡኽ ቅዱስ ሲኖዶስ ሃገረ ኤርትራ ሓዋርያዊ ዑደቱ ኣብ ሃገረ ስብከት ሕቡራት መግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ዛዚሙ ሓደ ክፋሉ ናብ ሃገረ ስብከት ኤውሮጳ ከምርሕ እንከሎ ሓደ ክፋሉ ድማ ናብ ኤርትራ ኣምሪሑ። ኣብቲ ዝነበረ ዑደት ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ክርስቲያናት ብምብጻሕ ዘለወን ጸገማት ንምፍታሕ ምስ ምእመናን ዘትዮምን ቃለ ምዕዳን ሂቦምን። ኣብ...

Continue reading