መበል 11 ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሃገረ ስበከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን

መበል 11 ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሃገረ ስበከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ኣብ ደብረ ብርሃን ቅድስት ሥላሴ ቤተርክርስቲያን ሳንሆዘ ካሊፎንርያ ክካየድ ምዃኑ ተሓቢሩ ከም ዝነበረ ይዝከር። እምበኣር እዚ ጉባኤ ካብ ዕለት ፳፪ −፳፬ ሓምለ ፳፻፰ ( 29−31 July 2016) ዝካየድ ስለዝኾነ ኩልኹም ደቂ ቤተክርስቲያን ንጉዕዞኹም ዝምልከት ምድላዋትኩም ከተጻፍፉ ንላቦ።...

Continue reading