![](https://eritreantewahdo.org
/wp-content/uploads/2017/04/Screenshot_2017-04-08-12-49-01-1-2.jpg)
እቲ ዓመት መጸ ዝግበር ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካን ካናዳን ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ፊላደልፍያ ምዃኑ ሕቢርና ምንባርና ዝዝከር እዩ፤ እንተኾነ ግን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ክጥዕም ስለዘይከኣለ፤ ጉባኤ ቤት/ት/ሰ ኣብ ጽርሃ ኣርያም ቅድስት ሥላሴ ቤተክርስቲያን ዋሺንግቶን ዲሲ ካብ ሓምለ ፳፩ ፳፫፤ ፳፻፱ ዓምግ (July 28-30/2017) ክካየድ ምዃኑ ምስናይ ይቅረታ ደጊምና ንሕብር።