መልእኽቲ ሓድነትን ሰላምን ካብ ቅዱስ ሲኖዶስ

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ቅዱስ ሲኖዶስ ዘሃገረ ኤርትራ ምስ ፫ይ ፓትርያርክ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዝገበሮ ናይ ዕርቂ ፍጻሜ ተኸታቲልናዮ ኣለና። ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካን ካናዳን ነቲ ዝተገብረ ዕርቂ ከምዝተቐበሎ ብሓጎስ እንዳ ገለጸ፥ ንመግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ ምስ ናይ መሰነይታ ደብዳቤ ኣተሓሒዙ፤ ናብ ኩሉ ምእመን ንኽበጽሕ ኣብ መርበብ ሓበሬታ የስፍር።
እግዚአብሔር ንቤተ ክርስቲያንና ብሰላም ይዓቅበልና።

 

መሰነይታ ደብዳቤ

Screen Shot 2016-08-15 at 5.54.37 PM

 

መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ

Screen Shot 2016-08-15 at 5.54.13 PM

Comments are closed.