ንኣፍልጦ

እግዚአብሔር ወልድ ኢየሱስ ክርስቶስ ንምንታይ ብሥጋ ተገልጸ፧

  • ግብሪ ሰይጣን ከፍርስ። /1ይዮሓ. 3፣8/
  • ንዝጠፍአ ክደሊ ንዝተጎድዐ ክፍውስ። /ሉቃ .19፣10/
  • ንዲያብሎስ ካብ ስልጣኑ ክስዕር። /እብራ 2፣14-18/
  • ሓጢያተኛታት ከድኅን /1ይዮሓ. 1፣15/
  • ስለ ሓቂ ክምስክር።  /ዮሓ. 18፣37/
  • ትንቢት ነብያት ክፍጽም።  /ሉቃ. 24፣48/
  • ድኅነት ክሰብኽ።  /ሉቃ. 4፣17/
  • ናይ ዘለዓለም ህይወት ክህበና። /ዮሓ.3፣16/

እግዚአብሔር ወልድ ኢየሱስ ክርስቶስ በኸመይ መንገዲ ተገልጸ፧

  • ሰብ ኮይኑ ተገልጸ።  /እብራ 4፣15/
  • እንጌራ ህይወት ኮይኑ ተገልጸ። / ዮሓ. 6፣35-39/
  • ብርሃን ኮይኑ ተገልጸ። /ወን.ዮሐ 8፣12/
  • ጓሳ ኣባጊዕ ኮይኑ ተገልጸ። / ዮሓ. 10፣11 , ሕዝ 34፣1-30/
  • ትንሳኤ ኮይኑ ተገልጸ። /ዮሓ. 11፣25/

Comments are closed.