ክርክር ፊያታዊ ዘየማንን ሱራፌልን

ሽዑ ሠራዊተ እግዚአብሔር ካብ ሲዖል ወጹ። ንብዙኃትውን ተራእይዎም። ናብታ ቅድስቲ ከተማውንኣተዉ። ጐይታ ነቲ ሽፍታ ብቅዱስ ደሙ ዝተኃትመ ማኅተም ሃቦ። ናብ ገነት ኪዱ፡ እዚ ሽፍታ ይምራሕኩም፡ ንሱ ብማኅተም ደመይ ይኽፈተልኩም። ንፍርዲ ክሳዕ ዝመጽእ ድማ ኣብኡ ጽንሑ። አዳምን ደቁን ድማ ፊያታዊ ዘየማን እናመርሖም ብነፋስ ንላዕሊ ወጹ። ሠራዊተ መላእክት እናሓለውዎም ድማ ጥቓ ገነት በጽሑ። 

ንተወሳኺ ቅድሚ ሕጂ ወጺኡ ካብ ዝነበረ ጽሑፋት ኣብዚ ጥብቖ  ሊንክ ጠውቁ።

https://eritreantewahdo.org/?sermons=%e1%8a%ad%e1%88%ad%e1%8a%ad%e1%88%ad-%e1%8d%8a%e1%8b%ab%e1%89%b3%e1%8b%8a-%e1%8b%98%e1%8b%a8%e1%88%9b%e1%8a%95%e1%8a%95-%e1%88%b1%e1%88%ab%e1%8d%8c%e1%88%8d%e1%8a%95

Comments are closed.