መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ

በብምዕራፉ ንነዊሕ እዋን ብመንገዲ ሥምረት ገዳማትን ጉባኤ ሊቃውንት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኤርትራ ክጸዓረሉ ዝጸንሐ ጉዳይ ሣልሳይ ፓትርያሪክ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ብዕርቀ ሰላም ከምዝተፈጸመ፤ ልሳን ተዋሕዶ ብሓሙስ ሓምለ ፮ ግዕዝ (12/07/2017 ፈረንጂ) ኣብ ዝዘርግሖ መልእኽቲ ተገሊጹ። በዚ ኣጋጣሚ ስለ ኩሉ ውዕለቱ ንእግዚአብሔር ኣምላኽ ምስጋና ይኹኖ እንዳ በልና፤ ንኹሎም ምእመናንን ፈተውቲ ቤተክርስቲያንን እንቋዕ ሓጎሰና ንብል።

ዕላዊ መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ታሕቲ ተመልከት።

Comments are closed.