ሓበሬታ ኮሚተ መንፈሳዊ ኮለጅ

ኣብ መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ኣሜርካን ካናዳን ክትሳተፉ ዝተበገስኩም ይኹን ወይ ዘይተበገስኩም፤ ነቲ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ዝኽፈት መንፈሳዊ ኮለጅ ዝለኣኽ፤ እዞም ዝስዕቡ መጽሓፍቲ ብመልክዕ ወፈያ ሒዝኩም ክትመጹ ወይ ክትልእኩ ክንላበወኩም ንፈቱ። Sociology, Anthropology, Archaeology, Psychology, Social Work, Counseling, Marriage and Family, Public Administration, Management, Leadership, Politics, Public Health, Computer books and Biology.

Comments are closed.