ኣብ 'ምትእትታው መናፍቓዊ ምንቅስቓስ ተሓድሶ’ ዝምልከት ቅዱስ ሲኖዶስ መግለጺ ኣውፂኡ!

ቅዱስ ሲኖዶስ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዝቐደመ መግለጺ (ቍ.፩)፡ ሎሚ ዕለት 14 ሰኔ 2011 ዓ.ም.ግ. (21/06/2019 ፈ.) ድማ ብዛዕባ ምትእትታው መናፍቓዊ ተሓድሶ ካብ ዝወሃብ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ ምዕራፋት ዘለዎ መግለጺ ነቲ ቀዳማይ ክፋሉ (ቍ.፪ - ሀ) ዘርጊሑ።

ምሉእ ትኅዝቶኡ ኣብ ልሳን ተዋሕዶ ተመልከት።

Comments are closed.