አዘክሪ ድንግል.

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።

አዘክሪ ድንግል... 

 

 

ብመሠረት ሥርዓት ቤተ ክርስቲያን ካብ ዕለት 26 መስከረም ክሳብ 5 ኅዳር ዘሎ እዋን ዘመነ ጽጌ፡ ወርኃ ጽጌ፤ ዝጽወም ጾም ጾመ ጽጌ፤ ዝቐርብ ምስጋና ድማ ማኅሌተ ጽጌ ተባሂሉ ይጽዋዕ። ኣብዘን ዕለታት ኸኣ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳን ሓላዊኣ ኣረጋዊ ዮሴፍን ከምኡውን ሰሎሜ ናብ ምድረ ግብጽ ዝተሰደዱሉን ኣብኡ ዝጸንሑሉን እዋን ይዝከር።

ንሙሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ጥብቆ ጠውቁ።   https://eritreantewahdo.org/?sermons=%e1%8b%98%e1%88%98%e1%8a%90-%e1%8c%bd%e1%8c%8c-2

Comments are closed.