ብሂል ኣበው

 

ቴዎፍሎስ ዘእስክንድርያ

 ወልደ እግዚአብሔር ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብመልዕልተ ፍጡራንን መትሕተ ፈጣሪን ብዝኾነት ቅድስት ቅዱሳን ወላዲቱ ድንግል ማርያም ክልመን ብጣዕሚ’ዩ ደስ ዝብሎ

ቅዱስ  ማር ይስሓቅ ሶርያዊ

ቂምታ ወይ ጽልኢ ኣብ ልቡ ከለዎ ዝጽሊ ሰብ፡ ኣብ ባሕሪ ዘሪኡ ምህርቲ ክሓፍስ ምጽባይ እዩ

Comments are closed.