በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን።  “ይባርኩከ ጻድቃኒከ ስብሐት ይብሉ ለመንግሥትከ ወይነግሩ ኃይለከ ............ ቅዱሳንካ'ውን ክባርኹኻ ኢዮም። ግብርታት ኃይልኻን ክቡር ግርማ መንግሥትኻን ንደቂ ሰብ ምእንቲ ከፍልጡ ክብሪ መንግሥትኻ ክዛረቡ፤ ሥልጣንካ'ውን ክነግሩ ኢዮም።” መዝ 145፡10-12   ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ሃብተ ማርያም ብዕለት 5ተው ታኅሣሥ 1866 ዓ.ም.  ካብ ኣቡኦም ጸጋ ዘአብ ካብ ኣዲኦም ሥነ ሕይወት […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። ብፍጹም ሰላመ እግዚአብሔር ሰላም ንኣኹም ይኹን ብወልድ ውሉድ ዝተሰመኩም ሕዝበ ክርስትያን። ሊቀ ሰማዕታት ቅዱስ ጊዮርጊስ ንናይ ክርስቶስ ወንጌለ መንግሥት እንዳመሃረ፡ ንናይ ጣዖታት ከንቱ እንዳገለጸ ኣብ ዝተጋደለሎም ሸውዓተው ዓመታት ካብ ኣረማውያን ዝበጽሖ ብዝነበረ ወሰን ዘይብሉ መከራን ስቃይን ትኽ ብዝበለትን ብዝጸንዐትን ሃይማኖቱ ብናይ ፈጣሪኡ ኢየሱስ ክርስቶስ ምሕረት ብናቱ ጸሎት ዝተፈላለየ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፤ አሜን።     ቅዱስ ኣቡነ መድኃኒነ እግዚእ ዘደብረ በንኮል ካብ ኣቡኡ ካህን ሰንበት ተስፋነ ኣዲኡ ሂሩተ ማርያም ይበሃሉ። እዞም ወለዲ ጻድቃን ፈራህያነ እግዚአብሔር ስለዝነበሩ ውላድ ብዘምህላዎም ግን ይኃዝኑን ይጉህዩን ነበሩ። ‘ኣነ ኸኣ ኣንጊሀ ናባኻ እምህለል ኣሎኹ እሞ፡ ክትምልሰለይ እጽበ ኣሎኹ’ ዝበሎ እቲ ዘማራይ ልበ ኣምላኽ (መዝ 5፡3)፤ ዘወትር ናብ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ኵሉ ሰብ ሃብታም፡ ኵሉ ሰብ ድኻ፡ ኵሉ ሰብ ጥዑይ፡ ዅሉ ሰብ ሕሙም ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ። ኩሉ ጊዜ ሓጎስ፡ ዅሉ ጊዜ ሓዘን፡ ኩሉ ጊዜ ሰላም፡ ኵሉ ጊዜ ዂናት ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ። ንኹሉ ጊዜ ኣለዎ። ንኹሉ ሰብ ኣብ ሓደ ጊዜ ሓደ ዓይነት ዋኒን የብሉን። ንገለ ክህልዎ ከሎ ንገለ ግን […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፤ አሜን። "ይባርኩከ ጻድቃኒከ ስብሐት ይብሉ ለመንግስትከ ወይነግሩ ኃይለከ ፥ ቅዱሳንካ'ውን ክባርኩኻ ኢዮም፤ ግብርታት ኃይልኻን ክብርታት መንግሥትኻን ንደቂ ሰብ ምእንቲ ከፍልጡ ክብሪ መንግሥትኻ ክዛረቡ ሥልጣንካ'ውን ክነግሩ ኢዮም።” መዝ 145፡10-11   እዞም ቅዱስ ኣቦ ኣብ ኢትዮጵያ ትግራይ ኣውራጃ እንድርታ፤ ፍሉይ ሽሙ ከኣ ሓይቀ መሳሕል ኣብ ዝበሃል ቦታ ካብ ኣቡኦም ቀሲስ […]

Continue reading

አንዳዴ ባሕር አቡነ ፊሊጶስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ነሓሰ 5  ዕረፍቱ ኣቡነ ፍሊጶስ ኣንዳዴ ባሕር(ፋድል) ሰላም ለፀአተ ነፍስከ አመ ኃሙሱ ለነሐሴ: ወለድነ ሥጋከ ሰላም እንተ ይደልዎ ቅዳሴ: ፊልጶስ ሰማዕት ዘኅቱም በስመ ሥላሴ: ነፍስየ ማርያም እህተ ነቢይ ሙሴ: ነዋ ለክብርከ ታቄርብ ውዳሴ::  ገዳማዊ ዝኾነ ፍሊጶስ ትውልዱ ካብ ዓበይቲ ዝኾኑ መኳንንቲ ኣንከረ ኢዩ። ስም ኣቡኡ ይርድኣነ እግዚእ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን።   ብፍጹም ሰላመ እግዚአብሔር ሰላም ንዓኩም ደቂ ተዋሕዶ፡ ሎሚ ፭(5) መጋቢት መጽሓፈ ስንክሳርና ካብ ዝዘከሮም ቅዱሳን ኣበውን ቅድሳት ኣንስትን ክንርኢ። * ዓመታዊ ክብረ በዓሎም • ኣባ ሰራሞን • ቅድስት ኣውዶክስያ • ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ * ወርኃዊ ክብረ በዓሎም ድማ ኣቡነ ፊሊጶስ ዘደብረ ቢዘን፡ ሓዋርያት ጴጥሮስ ወጳውሎስ […]

Continue reading

ኣቡነ ገብረ ክርስቶስ መርዓዊ

                                                       በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን:: ከምቲ ኣብ ማቴ. ፲፥፵፩/10፡41 ‘ዘተወከፈ ነብየ በስመ ነቢይ ዐስበ ነቢይ ይነሥእ፡ ወዘተወከፈ ጻድቀ በስመ ጻድቅ ዐስበ ጻድቅ ይነሥእ’ ዝበሎ ዓስቢ […]

Continue reading

ኣቡነ ኣረጋዊ ዘደብረ ዳሞ

                                                                    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። ሎሚ ፲፬(14) ጥቅምቲ መጽሓፈ ስንክሳርና ዝዝከሮም ቅዱሳን ምስ እንርኢ፡ ሀ. ካብ ፸፪ (72) ኣርድእት […]

Continue reading

ሉቃስ ማለት ነፀብራቅ፡ ብርሃን፡ መበሰሪ ማለት እዩ። ቅዱስ ሉቃስ ካብ ኣሕዛብ (ኣመንቲ ናይ እግዚኣብሔር ዘይኮኑ) ወገን ኣብ ኣንጾክያ (ሶርያ) እዩ ተወሊዱ፣ ቅዱስ ሉቃስ ሓኪም እዩ ነይሩ። እቲ ናይ ሕክምና ሞያኡ ኣብ ኣቴንስን እስክንድር ያን ብሊቃውንቲ ክምዘጽንዖ ይንገረሉ፣ ብተወሳኺ ድማ ናይ ስነ-ጥበብ( ሥነ-ስእሊ) ክእለት ነይርዎ’ዩ፣ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መዋዕለ ትምህርቱ ሓኪም ነፍሲ ክትከውን ኢኻ […]

Continue reading