ስያሜታት ዓብይ ጾም

1,ዓብይ ጾም፦ ዓብይ ጾም መበሊኡ ምኽንያት፣ ምናልባት፡ ካልኦት ኣጽዋማት ካብ ቅዱሳን ዝተቀበልናዮም ክኾኑ እንከለው እዚ ጾም እዚ ግን ካብ ባዕሉ፣ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተቀበልናዮ ብምዃኑ፡  ከምኡ ድማ ብዓቢኡ ዲያብሎስ ዝተሳዕረሉ ስለ ዝኾነ በዚ ዓብዪ ጾም ይብሃል። 2.ጾም 40 ፣- ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ገዳመ ቆሮንቶስ 40 መዓልትን 40 ለይትን ስለዝጾሞን በዚ ምኽንያት ጾም 40 ይብሃል 3,ጾመ ሁዳዴ ይብሃል፦ ሁዳድ […]

Continue reading

ጾመ ነነዌ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐደ አምላከ አሜን። ነነዌ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ዝተገልጹ ታሪኻ ብሰፊሕ ካብ ዝተጻሕፈላ ሓንቲ ናይ ሜሶፓትያ ከተማ እያ። ብዙሓት ናይ ሥነ መሎኮት ሙሁራት ናይ ሎሚ ሙሱል ከተማ ብኣንጻረ ከተማ ባቅዲዴ ብወገን ሰሜን 350 ኪ.ሜ ሪሒቓ ትርከብ ከተማ ምዃና ይሰማምዑላ። ዋላ እካ ኣብ 4000 ቅ.ል.ክ ብናምሩዴ ዝተድኮነት ትኹን። ዘፍ. 10፣11-12። ናይ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ። ምስባክ በከመ ሰማዕነ ከማሁ ርኢነ በሀገረ እግዚአ ኃያላን በሀገረ አምላክነ እግዚአብሔር ሣረራ ለዓለም መዝ. 41-8። ገላ. 4፣1-12። 2ዮሓ. 1-12። ግ.ሓዋ.7፣30-35። ወንጌል  ሉቃ.1፣47-57። ቅዳሴ. ዘእግዝእትነ (ጐሥዓ) ኣስተርእዮ ማርያም     “  ሞትሰ ለመዋቲ ይደሉ ሞታ ለማርያም የሐጽብ ለኩሉ  ። ”“ ሞትስ ንመዋቲ ይግብኦ እዩ፡ ሞት ናይ ማርያም […]

Continue reading

በዓለ ጥምቀት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።  ንብርሃነ ልደቱ ብሰላም ኣሕሊፉ ንበዓለ ጥምቀቱ ዘብጽሓና እግዚአብሔር ኣምላኽና ዝተመስገነ ይኹን። በዓልና ድማ በዓለ ፍስሓ ወሓሴት፥ በዓለ ጸጋ ወምሕረት፥ በዓለ በረከት ወጽድቅ ክገብረልና እናተማኅጸንና ናብቲ ቀንዲ መልእኽቲ ጥምቀት ክንሰግር።  ካብ ሠለስቱ ኣካላት ሓደ ወልደ እግዚአብሔር እቲ ንኣዳም ዘተስፈዎ ዘመን ምስ ኣኸለ ካብ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ […]

Continue reading

ኖሎት ናብ ሊቀ ኖሎት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ጓሶትን - እታ ዕፅብቲ ዕለትን   መዝሙር ዘልደት ይሠርቅ ኮከብ እምያዕቆብ ወይአትት ኃጢአተ እምእስራኤል ወአነሂ በኩርየ እሬስዮ ልዑል ውእቱ እምነገሥተ ምድር ወአ፣ ወይከውን ምስማከ ለኩሉ ምድር ወአ። ውስተ አርእስተ አድባር። ወአ። ዮምሰ፣ በሰማያት ይትፌሥሑ ሠራዊተ መላእክት። ወአነሂ በኩርየ እሬስዮ፣ በአነሂ በኩርየ እሬስዮ። ሰላም በ፪ ዮም ተወልደ እግዚእ ወመድኅን […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። "ሰላምለፅንሰትከ ወለልደትከእምከርሥ።አመ ዕሥራ ውረቡዑ ለወርኃታኅሣሥ።ተክለሃይማኖት በኩሉ ወበውስተኰሉውዱስ ።ናሁ ወጠንኩ ወዕቤ ለስብሓቲከ ሐዲስ።በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ።" መልክዐ ተክለ ሃይማኖት                                           “ ክቡር ሞቱ ለጻድቅ ብቅድመ እግዚአብሔር። ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።” መዝ.115፣6። (መዝ.116፣6)። እዚ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እግዚአብሔር ንምምስጋን ስሙ ንምቅዳስ ካብ ዝተፈጥሩ ሥነ ፍጥረታት ኣብ መጀመርታ መዓልቲ ዝተፈጥሩ ቅዱሳን መላእኽቲ ክኾኑ ከለዉ፣ ኣብ ዝተፈጥሩ ኣብ መበል  ሻዱሻይ መዓልቲ ዝተፈጥሩ ሰብኣዊ ፍጥረት ኮይኖም። እዚኦም ከኣ ንምቅዳስን ርስቱ ንምውራስን ዝተፈጥሩ ፍጡራት እዮም። ካልኦት ፍጥረታት ከኣ ንኣንክሮ ንተዘክሮ ተፈጢሮም። ቅዱሳን መላእኽቲ ድማ ንእግዚአብሔር ንምምስጋን ከይተወሰኑ፣ ንሰባት […]

Continue reading

ዘመነ ኣስተምህሮ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ብናይ ቤተ ክርስትያና  ዘመን ኣቆጻጽራ መሠረት ካብ ወርሒ ሕዳር 6 ክሳብ ታኅሳስ 13 ዘሎ እዋን ዘመን ኣስተምህሮ ይበሃል። ዘመን ኣስተምህሮ ማለት ናይ ይቅሬታ ዘመን ማለት እዩ። ዘመኑ ቤተ ክርስቲያን ብዛዕባ ደቃ ይቅሬታ ምሕረት ትሓተሉ፣ ምእመናን ስለ በደሎም ይቅሬታ ዝሓትሉ፣ ብዛዕባ እዚ ሰፊሑ ትምህርቲ ዝወሃበሉ እዋን እዩ። ኣብዚ […]

Continue reading

ፈጣን ደመና

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን! ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ናይ ስደታ ምሳሌ ኣብ ቤተክርስቲያና ኣገልግሎት ካብ መስከረም 26 ስጋብ ሕዳር 5 ዘሎ ናይ  ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ንዝክረሉ ናይ ስደት ዘመን እዩ።  ኣብዚ እዋን በብሰሙኑ ሰንበት ለይቲ ብሙሉእ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም […]

Continue reading

በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን፡፡ ኣምላኽናን መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተስቀለሉ መስቀል ኣበይ ኣሎ᎒ እዚ ሕቶ እዚ ንብዙሓት ተማራመርትን ጭዋታትን መልሲ ዘይተረኽቦ ግድል እኳ እንተኾነ ንቤተ ክርስትያንን ኮነ ንደቃን ግና ህላውነቱ ፈሊጣስ ዓመት ዓመት ኣብ መስከረም 17 ብክብ ዝብለ ብዓለት ተብዕሎ ኣላ። እዚ ብዓል እዚ ዝብዓለሉ ቀንዲ ምኽንያት ሕጂ መስቀል ኣብዚ ኣሎ ብምባል ዘይኮነስ […]

Continue reading