በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላከ አሜን። ምስባክ ፦ መዝ 64 ÷ 11-13 ወትባርክ አክሊለ ዓመተ ምሕረትከ ። ወይጸግቡ ጠላተ ገዳም ። ወይረውዩ አድባረ በድው ። አውደ ኣመት አሐዱ ኢልና ብግብሪ ኃጥያት ዘይኮነ ብግብሪ ጽድቂ ብስኽራን ብጓይላ ፣ዘይኮነ ብንስሓ ብዝማሬ ፣ ብስስዐ ነፍሰ ፍትወት ዘይኮነ ፣ ብምጽወታ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን ንሓደ ክርስቲያን፤ ሃይማኖት ዘየብሉ ጎረቤት ነበሮ። ንሱ ድማ ንግሆ ንጉሆ እናጸረገ ጐሓፍ ደምበኡ ናብ ገዝኡ ይድርብየሉ ነበረ። ነዚ ክፉእ ተግባር ከኣ ሥርሐይ ኢሉ ተተኃኃዞ። እቲ ክርስቲያን'ውን ኣይሓመቐን እቲ ተጸሚምካ ምኻድን ሕነ ክትፈዲ ሃሰውሰው ዘይምባልን ናተይ ቢሉ ተተኃኃዞ። ነቲ ናቱን ናይ ጎረቤቱን ድማ ብሓባር ናብ ወጻኢ ይጉሕፎ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። ምኽንያት ስቕለትስ እንታይ ኮን ይኸውን፧ ነዚ ቃል ዝተዛረበ ካብቶም ዓበይቲ ነብያት ዝበሃሉ ነብይ ኢሳይያስ እዩ። ኢሳይያስ ማለት ‘መድኃኒት’ ማለት እዩ። […]
ነታ ኣብ ማህጸና ትሽዓተ ወርሒ ዝጾረቶ፡ በጥባታ የዐንጊላ ኣእጋሩ ክሳዕ ዝተክል ታተ ዘበለቶ፡ ብዘይ ዝኾነ ዶሞዝ መምህር ቋንቋ ብምዃን በሃምነት ኣጥፊኣ ቋንቋኣ ዘምለኸቶ፡ ስለቲ ቆጺርካ ዘይውዳእ ሠናይ ተግባራታ፡ ዓስቢ ኩሉ ከርተታ፡ ስለኹሉ ሓልዮታ፡ ውሬታ ክመልሰላ ዘይደሊ ሰብ የልቦን። ምናልባት እንተሎ ግን ምሥጢር ኣደነታ ዝተኸወሎ ጥራይ እዩ። ቤተ ክርስቲያን ከኣ ካብ ኣደ ንላዕሊ እያ። ሥጋዊት ኣደ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ አሜን። ዓመት መጸ 31 ጥቅምቲ 2019 ኣብ ዓለምና ብድምቀትን ብስፍሓትን ካብ ዝበዓሉ በዓላት ሓደ ሃለዊን (Halloween of All Hallows’s eve.) እዩ፡ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ከምዝገልጽዎ ብፍላይ ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ክሳብ $ 8 ቢልዮን ዶላር ዝኣክል ወፃኢ እናተገብረሉ፡ ብዕብየቱ ካልኣይ ደረጃ ኂዙ ዘሎ በዓል እዩ። እዚ በዓል’ዚ ብፍሉይ ንሕፃናት ከምዝስሕብ […]
በስመ አበ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። ምስባክ ነገሥተ ተርሴስ ወደስያት አምኃ ያበውኡ ነገሥተ ሳባ ወዐረብ ጋዳ ያመጹኡ ወይሰግዱ ሎቱ ኩሎም ነገሥተ ምድር። መዝ ,71 (72)-10። ገላ.4፣1-12። 1ይዮሓ.4፣9- ፍጻሜ ግ.ሓዋ.13፣16-22። ወንጌል.2፣1-21። ቅዳሴ ጎርጎርዮስ ካልእ እቲ መልኣኽ ድማ፡ እንሆ፡ ሎሚ መድኃኒ ኣብ ዓዲ ዳዊት ተወሊድልኩም ስለ ዘሎ፡ - ንሱ ኸኣ ክርስቶስ ጐይታ እዩ፡ - ንዅሉ ሕዝቢ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። እንፈትዎ ሰብ ብሞት ካባና ክፍለ ከሎ ንሓዝንን፡ ንበክን። ብርግጽ ምብካይ ብሥርዓትን ብኣገባብን እንተኾይኑ ጠቓምን ኣድላይን ነገር እዩ። ብመሪር ሓዘን ንዝተቖጥዐ ሰብነትና መተንፈሲ (መፍትሒ)ንብዓት እዩ። ከምቲ ኣብ ሰብነትና ማይ ዝቛጸረ ነገር እንተኃልዩና ምስ ዝፈስስ ዕረፍቲ ዝስመዓና፡ ብሓዘን ዝተጎድአ ኣካል’ውን ንብዓት ምስ ዘፍስስ ዕረፍቲ ምርካቡ ዘይተርፍ እዩ። እምበአር እግዚአብሔር ሰብ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እንቋዕ ናብ ናይ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ በዓለ ልደት አብጽሓና። ምስባክ ነገሥተ ተርሴስ ወደስያት አምኃ ያበውኡ ነገሥተ ሳባ ወዐረብ ጋዳ ያመጹኡ ወይሰግዱ ሎቱ ኩሎም ነገሥተ ምድር። መዝ ,71 (72)-10። ገላ.4፣1-12። 1ይዮሓ.4፣9- ፍጻሜ ግ.ሓዋ.13፣16-22። ወንጌል.2፣1-21። ቅዳሴ ጎርጎርዮስ ካልእ «ተወልደ ኢየሱስ በቤተልሔም ዘይሁዳ» ኢየሱስ ኣብ ቤተልሔም ዘይሁዳ ተወሊዱ። መጽሐፈ […]
ተስፋ ማለት ነቲ ዘይርአ ከም ዝርአ። ነቲ ዘየሎ ከምዘሎ። ነቲ ዘይከውን ድማ ከምዝኸውን ጌርካ ብእምነት ንእግዚኣብሔር ምጽባይ እዩ። ተስፋ ሓንቲ ካብተን ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ንሰብ ቆሮንቶስ ጽሒፍሎም ዘሎ መሰረት እምነት እያ (፩ይ ቆሮ. ፩፫።፩፫)፣ እምነት ኣብ እግዚኣብሔር ተስፋ የሕድር። ተስፋ ድማ ፍቕሪ ኣምላኽ የንግስ እዩ እሞ ንሕና’ውን ትስፍዋት ክንከውን ይግባኣና እዩ። ከመይሲ ከምቲ መጽሓፍ ቅዱስ […]
ህዝበይ ኣነ ኣምላኽ ምዃነይ ሰኣን ምፍላጦም ይጠፍኡ ኣለዉ፣ ይጠፍኡ ኣለዉ፣ ሆሴዕ ፬፡፮ ካብ ዝተዋህቦም ርስቲ ወጺኦም ኣብ ዘይግብኦም ቦታ ንዝርከቡ ሰባት ኩሉ ግዜ ኣበይ ኣሎኻ ዝብል ሕቶ ጻውዒት ናይ እግዚኣብሔር ልሙድ እዩ። ኣቦና ኣዳም ኣብ ዘይቦትኡ ኣትዩ ስለዝነበረ “ኣዳም ኣበይ ኣሎኻ” ዝብል ናይ እግዚኣብሔር ሕቶ ምስ ሰምዐ ትእዛዝ እግዚአብሔር ኣፍሪሱ ኣብ ሓጢኣት ምህላዉ ስለዝፈለጠ “ነቲ […]
- 1
- 2