በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። ብፍጹም ሰላመ እግዚአብሔር ሰላም ንኣኹም ይኹን ብወልድ ውሉድ ዝተሰመኩም ሕዝበ ክርስትያን። ሊቀ ሰማዕታት ቅዱስ ጊዮርጊስ ንናይ ክርስቶስ ወንጌለ መንግሥት እንዳመሃረ፡ ንናይ ጣዖታት ከንቱ እንዳገለጸ ኣብ ዝተጋደለሎም ሸውዓተው ዓመታት ካብ ኣረማውያን ዝበጽሖ ብዝነበረ ወሰን ዘይብሉ መከራን ስቃይን ትኽ ብዝበለትን ብዝጸንዐትን ሃይማኖቱ ብናይ ፈጣሪኡ ኢየሱስ ክርስቶስ ምሕረት ብናቱ ጸሎት ዝተፈላለየ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፤ አሜን።     ቅዱስ ኣቡነ መድኃኒነ እግዚእ ዘደብረ በንኮል ካብ ኣቡኡ ካህን ሰንበት ተስፋነ ኣዲኡ ሂሩተ ማርያም ይበሃሉ። እዞም ወለዲ ጻድቃን ፈራህያነ እግዚአብሔር ስለዝነበሩ ውላድ ብዘምህላዎም ግን ይኃዝኑን ይጉህዩን ነበሩ። ‘ኣነ ኸኣ ኣንጊሀ ናባኻ እምህለል ኣሎኹ እሞ፡ ክትምልሰለይ እጽበ ኣሎኹ’ ዝበሎ እቲ ዘማራይ ልበ ኣምላኽ (መዝ 5፡3)፤ ዘወትር ናብ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ኵሉ ሰብ ሃብታም፡ ኵሉ ሰብ ድኻ፡ ኵሉ ሰብ ጥዑይ፡ ዅሉ ሰብ ሕሙም ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ። ኩሉ ጊዜ ሓጎስ፡ ዅሉ ጊዜ ሓዘን፡ ኩሉ ጊዜ ሰላም፡ ኵሉ ጊዜ ዂናት ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ። ንኹሉ ጊዜ ኣለዎ። ንኹሉ ሰብ ኣብ ሓደ ጊዜ ሓደ ዓይነት ዋኒን የብሉን። ንገለ ክህልዎ ከሎ ንገለ ግን […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፤ አሜን። "ይባርኩከ ጻድቃኒከ ስብሐት ይብሉ ለመንግስትከ ወይነግሩ ኃይለከ ፥ ቅዱሳንካ'ውን ክባርኩኻ ኢዮም፤ ግብርታት ኃይልኻን ክብርታት መንግሥትኻን ንደቂ ሰብ ምእንቲ ከፍልጡ ክብሪ መንግሥትኻ ክዛረቡ ሥልጣንካ'ውን ክነግሩ ኢዮም።” መዝ 145፡10-11   እዞም ቅዱስ ኣቦ ኣብ ኢትዮጵያ ትግራይ ኣውራጃ እንድርታ፤ ፍሉይ ሽሙ ከኣ ሓይቀ መሳሕል ኣብ ዝበሃል ቦታ ካብ ኣቡኦም ቀሲስ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን።   ኣቡነ በኵረ ድንግል ካብ ኣቡኦም ማርቆስ ካብ ኣዲኦም እግዚእ ክብራ፡ ኣብ ዓዶም ኢትዮጵያ ኣክሱም ገበዛ ተወልዱ። ገና ክውለዱ ከለው ኣብ ኣፍ ልቦም ሥዕለ ኣድኅኖ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስለ ፍቁር ወልዳ ተሣኢላ ነበረት። ውልድ ምስ በሉ ‘አሐዱ አብ ቅዱስ፡ አሐዱ ወልድ ቅዱስ፡ አሐዱ ውእቱ መንፈስ ቅዱስ’ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን።   ማሕሌታይ ቅዱስ ያሬድ ዘማራይ ቅዱስ ያሬድ ብ505 ዓ.ም ሚያዝያ ኃሙሽተ፡ ኣብ ከተማ ኣክሱም ካብ ኣቡኡ ኣብዮድ (ይስሓቅ) ካብ ኣዲኡ ክርስቲና (ታውክልያ) ተወሊዱ። ንቅዱስ ያሬድ ኣቡኡ ኣብ ሸውዓተ ዓመቱ ስለዝሞተ፡ ኣዲኡ ክርስቲና ናይ ኣክሱም ገበዝ ንዝነበረ ኣኩኡ ጌዴዎን ከዕብዮን ከስተምህሮን ሓደራ ኢላ ሃበቶ። ቅዱስ ያሬድ ምስ  ኣኩኡ […]

Continue reading

  ኣቡነ ብፁዕ ኣምላክ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን።   "ዝክረ ጻድቅ ለዓለም ይሄሉ ፤ መዘከርታ ጻድቅ ንዘልዓለም ይነብር።’    ኣቦና ኣቡነ ብፁዕ ኣምላክ ትውልዲ ዓዶም ‘ጎሎ መከዳ’ ካብ ዝተባህሉ ዓሌት ኮይኖም ኣቡኦም ያፈቅረነ እግዚእ ኣዲኦም ከኣ ዘመደ ማርያም ይበሃሉ። ያፈቅረነ እግዚእን ዘመደ ማርያም ከም ኣብርሃምን ሳራን ከም ካህን ዘካርያስን ኤልሳቤጥን ብኣምልኮተ እግዚአብሔር ዝጸንዑ፡ ብቅድስና ዝነብሩ […]

Continue reading

     “ንስኻ ግና ክሳዕ ሞት እሙን ኩን። ኣነውን ኣኽሊል ሕይወት ክህብበካ እየ።” ራእይ ፪፡፲/2፡10                   ፩፤ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ ሎሚ ዕለት ፳፫/23 ሚያዝያ ፀሐይን ኮከብ ጽባሕ ዝተሰምየ ናይ ዓቢይን ክቡርን ዝኾነ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሰማዕት ፍጻሜ ሰማዕትነቱ እዩ። ፪፤ ናይዚ ቅዱስ ኣቦ መስፍን ኮይኑ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን።   "ዝክረ ጻድቅ ለዓለም ይሄሉ ፣ መዘከርታ ጻድቅ ንዘልዓለም ይነብር (መዝ112፡7)  እዞም ጻድቅ ኣቦ ምስ እኒ ቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዘደብረ ድማኅ ካብ ዝነበሩ ተመሃሮን ኣርድእትን ሓደ ኮይኖም፡ ብቅዓቶም ተመስኪሩሎም ብባርኾት ኣቡነ መርቆሬዎስ ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ንዑስ ዞባ ዓረዛ (ብወገን ሰሜን ሩባ ዑበል) ንዝርከብ ገዳም ወግረ ስኂን ዝመሥረቱ ቅዱስ […]

Continue reading

 ቅድስት ኣስጠራጦኒቃ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።  20 መጋቢት መጽሐፈ ስንክሳርና ዝዘከሮም ምስ ንርኢ፡ መበል 57 ሊቀ ጳጳሳት ናይ እስክንድርያ ኣባ ሚካኤል ዘዕረፉሉ ዕለት እዩ፡ ጐይታናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ኢየሩሳሌም ናብ ቢታንያ ንኣልኣዛር ካብ ሞት ከተንሥኦ ዝመጻሉ ዕለት እዩ፡ ቅድስትን ብርኽትን ቅድስት ኣስጠራጦኒቃ ዘዕረፈትሉ ዕለት እዩ። -  ወርኃዊ ክብረ በዓሎም ድማ ኣባ ዮሓንስ […]

Continue reading