በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ባሕረ ሓሳብ ናይ 2012 ዓመተ ምሕረት በዓላትን ኣጽዋማትን ብቀመረ (ቍጽሪ) ቅዱስ ዲሜጥሮስ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ። ዓመተ ኩነኔ (ዓመተ ፍዳ) 5500 - ዓመተ ምሕረት(ዘመነ ሥጋዌ) ከኣ 2012 እዩ። 5500+2012 =7512 ብድምር ከኣ ዓመተ ዓለም ይበሃል ። ወንጌላዊ ንምርካብ ን 7512- ን4 ንመቕሎም 1877 ይበጽሖም […]
ቤተ መቅደስ እግዚአብሔር ክንኣቱ ከለና ክንገብሮም ዘለና ምድላዋት መ . ኣብ ዙርያ ቤተመቅደስ ንዘለዉ ቅዱሳት ኣሣዕል ብኽብሪ ምስጋድ። ኣብ ዙርያ ቤትመቅደስ ኅልናና ናብ እግዚአብሔር ዝመላለሱ ዝተፈላለዩ ቅዱሳት ኣሣዕል ኣለዉ። እዚኦም ቅዱሳት ሥዕላት እንተ ኣኽቢርናዮም ወናኒ ናይቲ ሥዕሊ ብምሕሳብ ዝግባእ ክብሪ እንተሂብናዮም ካብ እግዚአብሔርን ቅዱሳን ኣገልገልቱን ካብ ቅድስቲ ቤተክርስቲያን በረኸት ንቅበል። ቅዱሳት ኣሣዕል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ […]
መ. ብትእምእርተ መስቀል ኣማዕቲቡ ኣፍደገ ቤተመቅደስ ( ቀጽሪ) ምስላም። ምምዕታብ * ኣፍደገ ቤተ-መቅደስ ምስ በጻሕና ኣቀዲምና ብኣምሳል ትእምርተ መስቀል ነማዕትብ ። እዚ ከኣ መንፈሳዊ ትርጉም ኣለዎ። 1.ናይ ምምዕታብ መንፈሳዊ ትርጉም። ኣእዳውና ብትእምርተ መስቀል ድሕሪ ምምስቃልና ካብ ላዕሊ ናብ ታሕቲ (ካብ ግንባርና ናብ ደረትና) ንወርድ፣ እዚ ከኣ ወልደ እግዚአብሔር ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ሰማየ ሰማያት ምውራዱ ዘመልክት […]
ቤተ መቅደስ እግዚአብሔር ክንኣቱ ከለና ክንገብሮም ዘለና ምድላዋት ለ. ንጹህ ልብሲ (ክዳን ) ምኽዳን ። ቤተ መቅደስ ምዑዝ መኣዛ ዘለዎ ዕጣን ንእግዚአብሔር ዝቀርበሉ፣ ምእመናን ናይ ልቦም ምንዮት ናይ ከንፈሮም ፍረ ዝኾነ ጸሎቶም ዘቅርብሉ ፣ ናይ ሓዲስ ኪዳን በጊዕ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝሥወኣሉ ንጹህ ቤተ-ከብካብ (መርዓ) እዩ። ኣብዚ ቤት ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰባት ብነፍስን ሥጋን […]
ኣብዚ ቀረባ ሰሙናት ውሑዳት ውልቀ ሰባት ንሕጊ ቃለ ዓዋዲን ንግደ መሪሕነት ካህናት ኣብ ቤተክርስቲያንን ዝምልከት ዝወጸ ናይ ተቓውሞ ጽሑፍ ናብ መብዛሕትና መጺኡ ጥራይ ዘይኮነ፡ ኣብ ዝተፈላለያ መርበብ ሓበሬታን መራኸቢ ብዙሓንን ተዘርጊሑ ኢዩ። ካብዚ ሓሊፉ ኣብ መራኸቢ ብዙኃን ኣብ ፈቐዶኡ ተበቲኑ ንጉዳይ ቤተክርስቲያንን ንቤተክርስቲያንን ኣብ መድረኽ ናይ ዓለም መዛረቢ ምግባራ ካብ ሓደ ኣብ ሃይማኖት ኣለኹ ዝብል […]
ናይ መናፍቓን መዝሙር ክንሰምዕ ይፍቀድ ዲዩ፧ ንምንታይ ኢና ናይ መናፍቓን መዝሙር ዘይንሰምዕ፧ ብዙሕ ጊዜ እዚ ሕቶታት እዚ ኣብ ኣእምሮ ሰባት ክመላለስ ይረአ ኢዩ። እዚ ሕቶ መሰረቱ ክልተ ኢዩ፡ እቲ ቀዳማይ ናቶም መዝሙር ኮነ ናይ ሙዚቃ መሳርሒ ጽልዋ ዘሕደረሎም ሰባት ንጌጋኦም ሕጋውነት ከልብሱዎ ካብ ዘለዎም ባህጊ ክኸውን ከሎ እቲ ካልኣይ ድማ ገለ ገርህታት ኣመንቲ ኩልና ሓደ […]
ነግህ ሠለስቱ ስድስቱ ተሰዓቱ ሰርክ ዘጸ 17፡8-15 ግብረ 1፡15-20 መዝ 55፡11-12 ሉቃ 22፡1-14 ዘጸ 32፡30-35, 33፥1-3 ሚክ 2፡3-13 ጥ.ሲራ 24፡1-11 መዝ 94፡21 ማቴ 26፡17-19 ኤር 7፡2-15 ሕዝ 20:39-44 ሚክ 2፡7-13, 3፡1-8 ሶፎ 1፡7-18, 2:1-3 ጥ.ሲራ 12፡13-18, 3፡1 መዝ 31፡13-14 ማር 14፡12-16 ዘፍ 22፡1-19 ኢሳ 61፡1-7 ኢዮ 27፡1-22 28:1-13 ሚል 1፡9-14, 2፡1-4 መዝ 23፡1 ሉቃ 22፡7-13 ዘፍ 18፡1-23 ዘጸ 14፡29-31 15፡1 ኢያ 3፡13-17 ኢሳ 4፡2-4, 55፡1-12 ሕዝ 36፡25-29, 47፡2-9 1ይ ጢሞ 4፡9-16 5፡1-10 መዝ51፡7-10 ዮሓ 13፡1-19 ኤር 31:15-26 ኢሳ 32:1-20, 33:1-11 52:14-16, 53: 1-12 […]
ምንባብ ዘ፩ ሰዓተ መዓልት ዘሠሉስ ኦሪት ፡ ዘፀኣት። ምዕ ፤ ፲፱ ፡ ፩-፰ ኢዮብ ምዕ ፳፫ ፤ ፩ - ፲፯ ምዕ ፳፬ ፤ ፩ - ፳፭ ኢሳያስ ምዕ ፩ ፤ ፳፩- ፴፩ ሆሴዕ ምዕ ፬ ፤ ፩ - ፰ መዝ ፴፬ ፤ ፬ ወንጌል ፡ ዘማቴዎስ ምዕ ፳፯ ፡ ፩ - ፲፯ ወይ ክኣ መዝ ፻፲፱ ፤ ፪ (ወንጌል ፡ ዘዮሐንስ ምዕ ፰ ፤ ፳፩ - ፳፱) ዘጸኣት ምዕ ፲፱ ፤ ፩ - ፲፪ ወይ ክኣ ምንባብ ዘሠለስቱ ስዓተ መዓልትዘሠሉስ ዘዳግም ምዕ ፰ ፤ ፲፩ - ፲፱ ሲራክ ምዕ ፫ ፤ መዝ ፻፲፱ ፤ ፻፶፬-፻፶፭ ወ.ማቴ ምዕ ፳፫ ፤ ፴፯ - ፴፱ ምንባብ ዘሠለስቱ ስዓተ መዓልትዘሠሉስ ዘዳግም ምዕ ፰ ፤ ፲፩ - ፲፱ ሲራክ ምዕ ፫ ፤ መዝ ፻፲፱ ፤ ፻፶፬-፻፶፭ […]
ምንባብ ፡ ዘ፩ቱ ፡ ሰዓተ ፡ መዓልት ፡ዘረቡዕ ኦሪት ፤ ዘፀኣት ምዕ ፲፯ ፤ ፩ -፯ ኢሳያስ ምዕ ፪፡፩ - ፲፩ ምሳሌ ሰሎሞን ምዕ ፫ ፤፭ - ፲፭ ሆሴዕ ምዕ ፭ ፤ ፲፫ - ፲፭ ምዕ ፮ ፤ ፩ - ፫ መዝ ፹፪ ፡ ፭ ወንጌል ዘዮሓንስ ምዕ ፲፩ ፡ ፵፮ - ፶፬ ምንባብ ፡ ዘ፫ቱ ፡ […]
ነግህ ዘ ፫ቱ ሰዓት ዘ፮ቱ ሰዓት ዘ፱ቱ ሰዓት ዘ፲፩ ሰዓት ዘ፲፪ ሰዓት ዘዳ 8 ፡ 18-19 ዘፍ 48 ፡ 1-19 ዘኁ 21፡1-9 ኢያ 5፡11-12 ዘጸ 12፡1-14 ሰቆ 3፡1-62 ዘዳ 9፡ 1-24 ኢሳ 63 ፡ 1-19 ኢሳ 53፡7-12 ሩት 2፡11-14 ኢሳ 51፡9-23 መኃ 1-6 ኢሳ 1፡2-9 ኢሳ 64 ፡ 1-4 ኢሳ 12፡2-6 ኤር 11፡18-23 ኢሳ […]