በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ነሓሰ 5  ዕረፍቱ ኣቡነ ፍሊጶስ ኣንዳዴ ባሕር(ፋድል) ሰላም ለፀአተ ነፍስከ አመ ኃሙሱ ለነሐሴ ወለድነ ሥጋከ ሰላም እንተ ይደልዎ ቅዳሴ ፊልጶስ ሰማዕት ዘኅቱም በስመ ሥላሴ ነፍስየ ማርያም እህተ ነቢይ ሙሴ ነዋ ለክብርከ ታቄርብ ውዳሴ ፊልጶስ ናይ ገዳማዊ ዝኾነ ፍሊጶስ ትውልዱ ካብ ዓበይቲ ዝኾኑ መኳንንቲ ኣንከረ ኢዩ። ስም ኣቡኡ […]

Continue reading

አባ ጳኩሚስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መጽሓፈ ስንክሳር ኣብ ዕለት 14 ግንቦት ኣብ ዘስፈሮ ታሪኽ ሊጰ ጳጳሳት ኣትናቴዎስ ኣብ ላዕላይ ግብጺ ኣብ ዝደየበሉ እዋን ነዚ ቅዱስ ኣቦ ቅስና ክሽሞ ከምዝደለየ ይነግረና። አባ ጳኩሚስ ግና ቅዱስ ኣትናቴዎስ ክህቦ ንዝሓሰቦ ሥልጣነ ክህነት ስለዘይደለየ ሃደመ። ኣብቲ እዋን መህደሚኡ ዝተረደኣሉ ቅዱስ ኣትናቴዎስ ንናይ አባ ጳኩሚስ ናይ መንፈስ […]

Continue reading

ኣንጢላርዮስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ኣንጢላርዮስ ንድኻ ዘይፈቱ፣ ንጽጉም ንሽጉር ዘይሓዝን ዘይርህርህ፣ ንዝጠመየ ዘይዕንግል በቃቕ ሃብታም ሰብ እዩ ኔሩ። ካብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ ነዳያን (ለማኖ) ተኣኪቦም ኣብ መገዲ ኮፍ ኢሎም እንዳለመኑ ከለዉ ንኣንጢላርዮስ ኽሓልፍ ከሎ ረኣይዎ፣ << እዚ ጨካን ሰብኣይ ከኣ ሃብታም ክነሱ ንድኻ ዘይርህርህ >> ብምባል ብሕማቅ የልዕልዎ ነበሩ። ሓደ ካባታቶም […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ  አሐዱ አምላክ ኣሜን! ወበዛቲ ዕለት ኮነ ተዝካሩ ለዐቢይ ወክቡር አቡነ አረጋዊ ዘይሰመይ ዘሚካኤል። በዛ ዕለት ዓብዪን ክቡርን ኣቦና ኣረጋዊ ዘሚካኤል ዝብሃል ተዝካሩ እዩ። ፩. እዚ ካብ እንጦንስ፣  መቃርስ፣  ካብ ጳኵሚስ ናይ ምንኰስና  ወይ መንፈሳዊ ሓረግ ራብዓይ ትውልዲ ዝኾነ ናይ ኣባ ዘሚካኤል  (ኣረጋዊ ) ኣመጻጽኡ ከምዚ እዩ። ፪. ዳግማይ እዚ ናይ […]

Continue reading

ተጋድሎ ምንኵስና “ጽድቅሰ ኢትትረከብ ዘእንበለ በዕፁብ ግብር” ቅዱስ ኣቦና ድኅሪ ምምንኳሶም፤ ነቲ ገዳም ብዝግባእ እናገልገሉ፤ ኣበውኣረጋውያን እናተራድኡ፤ ብጾምን ጸሎትን ስግደትን ብዘይ ዕረፍቲመዓልትን ለይትን ይጋደሉ ነበሩ። ሥጋኦም ፈጺሙ ክሳብ ዝደኽም ከኣብትግሃት ብመንፈሳዊ ዕዮ ጽሙድ ነበሩ። ካብቲ ገዳም ወጺኦም’ውንኣብ ከባቢ ኣድያቦ (ትግራይ) ብብሕትውና ምስ ቅዱሳን ኣበውእናተራኸቡ ሱባኤ የዘውትሩ ነበሩ። ሓደ ካብኦም ኣብ ኣፍጋሕጋሕዝተራኸብዎም ከኣ አባ ሳሙኤል ዘዋልድባ […]

Continue reading

መእተዊ “በመኑንመስሎ ወምስለ መኑ ናስተዛውጎ” ኣብ ልዕሊ እቲ ዝፈጸምዎ ብርቱዕ ገድሊ፤ ዝመሥረትዎ ገዳም ብዘለዎ ኣገዳስንተጠማትን ታሪኻዊን መልክዓ ምድራዊ ኣቐማምጣን ኣብ ሃገርናን ጐረባብትናንጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ ብዝግደሱ ጸሓፍቲ ታሪኽ ዓለም’ውንከይተርፈ ብፍሉይ ዝጥቐሱ ቅዱስ ኣቦ እዮም። ኣብ ኵሉ ሕዝብና ብፍላይ ከኣ ንሶምብሓዋርያዊ ተጋድሎ ኣብ ዝዖዱሉ ደቡባዊን ማእከላዊን ምብራቓዊን ክፋል ሃገርናን፤ ሎሚ’ውን ክብረ በዓሎም ንምስታፍ ከም […]

Continue reading