ኣብቲ እዋን ሠራዊተ እግዚአብሔር ካብ ሲዖል ወጹ። ንብዙኃትውን ተራእይዎም። ናብታ ቅድስቲ ከተማውን ኣተዉ። ጐይታ ነቲ ሽፍታ ብቅዱስ ደሙ ዝተኃትመ ማኅተም ሃቦ። ናብ ገነት ኪዱ፡ እዚ ሽፍታ ይምራሕኩም፡ ንሱ ብማኅተም ደመይ ይኽፈተልኩም። ንፍርዲ ክሳዕ ዝመጽእ ድማ ኣብኡ ጽንሑ። አዳምን ደቁን ድማ ፊያታዊ ዘየማን እናመርሖም ብነፋስ ንላዕሊ ወጹ። ሠራዊተ መላእክት እናሓለውዎም ድማ ጥቓ ገነት በጽሑ።  እቲ ኣብ […]

Continue reading

ታቦት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ታቦት ብፍቃድ እግዚአብሔር ንክርስቲያን ናይ ኣምላኾቱ ምስክር ኮይኑ ንኽነብር ዝተፈቀደ ኣብ ውሽጢ ቤተክርስቲያን ካብ ዝነብሩ ንዋያተ ቅዱሳን ላዕላዋይ ደረጃ ኂዙ ዝርከብ ዝተፈልየ ክብርን ታሪኽን ዘለዎ ናይ ኣምልኾተ እግዚአብሔር ምልክት ኢዩ። እዚ ድማ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ማለት ካብ ነቢይ ሙሴ ተተሓሒዙ ዝመጸ እምበር ብፍልስፍና ሰብ ዝመጸ ሓድሽ ነገር […]

Continue reading

ብርሃን ዓለም ዝተሰምየ ቅዱስ ጳውሎስ  “ኣነ ንክርስቶስ ከም ዝመሰልኩ ንስካትኩም ድማ ነዓይ ምሰሉ ከምዝበሎ ክርስትና ንክርስቶስ ምምሳል እዩ 1ይ ቆሮ፣11፡1። እዚ ሰለ ዝኾነ  ድማ ቅዱሳን ብኵሉ ንዕኡ መሲሎም ተረኪቦም እዮም።ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ወንጌል ነዓይ ክኽተል ዝደሊ(ክመስለኒ ዝደሊ) ገዛእ ርእሱ ይኽሓድ (ፍቃድ ስጋኡ ይጠንጥን ብፍቃድ ነፍሱ ይንበር ስጋውን ዓለማውን ሽመቱን ሽልማቱን ይንዓቅ ፡ መስቀሉ […]

Continue reading

በስም አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላኽ አሜን። 1.ካህናት መስቀል ኣይሕዙን ንሕና‘ውን መስቀል ኣይንሳለምን። እዚ ድማ ክብርን ኃይልን መስቀል ዝተገልጸ ጐይታ ድሕሪ ምስቃሉ ስለ ዝኾነ እዩ። ኣብ ሰሙነ ሕማማት ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ዘለዋ መዓልታት ናይ ብሉይ ኪዳን ምሳሌታት እየን። በዚ ጊዜ ድማ ናይ መስቀል ኣጎልጉሎት ኣይተጀመረን'ሞ መስቀል ኣይንሳለምን። ብተወሳኺ ድማ ንስሓ ኣይወሃብን፡ ንዝተወልደ ጥምቀተ ክርስትና […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ቤተ ክርስቲያን ኣማልከ ቅዱሳን መድኃኒ ዓለም ኢየሱስ ክርስቶስ ፣ ደቂ ሰባት ካብ ኃጥያት ናብ ጽድቂ ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን ክመልስ ብክቡር ደሙ ዝመሥረታ ኣካሉ እያ። ኤፊ.1፣23። ክሳብ መፈጸምታ ዓለም  ከኣ መሕደሪኡን መንበሪኡን እያ። ቤተ ክርስቲያን ኣብ ምድሪ ዘላ መንፈሳዊት ዓለም ስለዝኾነት ናታ ናይ ገዛእ ርእሳ ፍሉይ ዝኾነ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። “ ሕዝብ ዘይነብር ውስተ ጽልመት ርእየ ዓቢየ ወለእለሂ ይነብሩ ውስተ ጽልመት ወጽላሎተ ሞት ብርሃን ሠረቀ ሎሙ። ” ብናይ ኢየሱስስ ክርስቶስ ልደት ፣ ብቀቢጸ ተስፋ፣ ብድንቁርና ዝነብር ዝነበረ ሰብ ፍጹም ፍልጠት ተዋሂብዎ፣ ብሞተ ሥጋ ብሞተ ነፍሲ ንነብር ዝነበረ ውልድነት ተዋሂብዎ። ብኃጢያት ዝነበሩ ሥርየተ ኃጢያት ፣ ብክሕደት ዝነብሩ ሃይማኖት […]

Continue reading