በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።                      እንቋዕ ናብ ናይ ቅዱስ ገብርኤል ዓመታዊ በዓል ኣብጸሓና! ምስባክ በቅድመ መላእክቲከ እዜምር ለከ ወእሰግድ ውስተ ጽርሐ መቅደስከ ወእገኒ ለስምከ። መዝ. 138-2። ኣብ ቅድሚ መላእክትኻ ምስጋናኻ እዝምር ንቓልካ ሓለፋ ዅሉ ስምካ ኣዕቢኻዮ ኢኻ እሞ ናብ ቅዱስ መቕደስካ ኣቢለ ኽሰግድ ንስምካውን ስለ ሳህልኻን ሓቅኻን ኢለ ኸመስግኖ እየ። 138፣2። […]

Continue reading

ማኅሌተ ጽጌ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። አዘክሪ ድንግል...     መእተዊ ብመሠረት ሥርዓት ቤተ ክርስቲያን ካብ ዕለት ፳፮ መስከረም ክሳብ ፭ ኅዳር ዘሎ እዋን ዘመነ ጽጌ፡ ወርኃ ጽጌ፤ ዝጽወም ጾም ጾመ ጽጌ፤ ዝቐርብ ምስጋና ድማ ማኅሌተ ጽጌ ተባሂሉ ይጽዋዕ። ኣብዘን ዕለታት ኸኣ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳን ሓላዊኣ ኣረጋዊ ዮሴፍን ከምኡውን ሰሎሜ ናብ ምድረ […]

Continue reading

ቅዱስ አቡነ አረጋዊ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ምስባክ አልቦ ነገር ወአልቦ ነቢብ ዘኢተሰምዐ ቃሎም። ውስተ ኩሉ ምድር ወፅአ ነገሮሙ። ወእስከ አፅናፈ ዓለም በጽሐ ነቢቦሙ  ። መዝ.።18 (19)፣3። 1ይቆሮ.7፣36-ፍጻሜ። 1ይጴጥ.2፣18-21። ግ.ሓዋ.8፣26-ፍጻሜ። ወንጌል ማቴዎስ. 19፣26-ፍጻሜ። ቅዳሴ. ዘሐዋርያት። ‘ላዕለ ተኵላ ወከይሲ ትጼዐን፡ ወትከይድ አንበሳ ወከይሴ። ኣብ ልዕሊ ኣንበሳን ተመንን ትጸዓን ሽደን ኣንበሳን ገበልን ክትረግጽ ኢኻ። (መዝ. ፺(91)፡13) […]

Continue reading

ትምክሕተ ኩልነ መስቀል

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ምስባክ ወወሀብኮሙ ትእምርተ ለእለ ይፈርሁከ፣ ከመ ያምሥጡ እምገጸ ቅስት፣ወይድኅኑ ፍቁራኒከ ።  ነቶም ዚፈርሁኻ ሰንደቅ ዕላማ ሃብካዮም፣ ፈተውትኻ ምእንቲ ኺናገፉ፣ ብየማነይትኻ ኣድሕን እሞ ስምዓና። መዝ. 59፣4 (60፣4)። ወንጌል. ነግህ ማቴ.8-16። ቅዳሴ ዮሓ.19፣25-28። ግ.ሓዋ.5-26-33። ያዕ.3-11። 1ይጢሞ፣5፣9-16። ቅዳሴ ፣ ዮሓንስ አፈወርቒ “ በቲ መስቀል ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዓለም ብእኡ […]

Continue reading

ካልኣይን ናይ መወዳእታን ሕራይ ናይ ሓዱሽ ዓመት ነገርስ ብመጠኑ ርኢና፥ንሕናኸ ምስ ሓዲሽ ዓመት ኣብ ሓዲሽ ዓመት እንታይ ዝዓይነቶም ሰባት ክንከውን ይግባእ᎒  ሓዲሽ ዓመት ሓረስቶት ኮነ ካልኦት ብዝተፈላለየ ንጥፈታት ንሕይወቶም ዝመርሑን ዘምሓድሩን ብዝሓለፈ ነገራቶም እናተማኃሩ ንዝመጽእ ውጥን መደባቶም ሠሪዖም ኣሐዱ ኢሎም ዝፍልምሉ ዕለትውን እዩ። በዚ እዋን ኩላትና ከም እንፈልጦ ገለ ገለ ሰባት ኣብ ሓዲሽ ዓመት፥ ንዝነበሮም […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላኽ ኣሜን። እንቋዕ ናብ ሓድሽ ዓመት ዘመነ ማርቆስ ብሰላምን ጥዕናን ዓቂቡ ኣብጽሓና። ንዘመን ብዘመን ዚልዉጥ፥ ኣብ ዘዘመኑ ድማ ዲንቒ እጹብ ዝኾነ ህያባቱ ኣምላኻዊ ጥበባቱን ዝገልጽ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብ ዘመነ ሉቃስ ናብ ዘመነ ዮሐንስ ዘሰጋገረና ስለ ኩሉ ግብሩ ይኽበር ይመስገን ኣሜን:: ምስባክ ወይትባርክ አክሊለ ዓመተ ምሕረትከ ወይጸግቡ ጠላተ ገዳም […]

Continue reading

ገለ ካብ ትውፊትና  ርኅወ ሰማይ  ወርሐ ጳጒሜን ተዘክሮተ ምጽኣት ዝሕሰበሉ እዋን እዩ። ፫ተ ጳጒሜን ኸኣ ብፍሉይ ሰማያት ዝኽፈተሉ ተባሂሉ ዝእመነሉ መዓልቲ እዩ። መቸስ ሰማያት ዝዕጸወሉን ዝኸፈትሉን ማዕጾ ኣለዎ ንማለት ዘይኮነስ እግዚአብሔር ብዝፈልጦ ምሥጢር ዝግለጸሉ ስለዝኾነ እዩ። ካልእ መዓልቲ’ውን ምሥጢር ኣይግለጽን ንማለት’ውን ኣይኮነን። እንታይ ደኣ ኣብዚ ዕለት እዚ ቅዱስ ሩፋኤል ንዝጽለዩ ጸሎታት ከም መሥዋዕተ ሠርክ ኣብ […]

Continue reading

ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል

 (ቀዳማይ ክፋል) በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ሓደ ካብ ሊቃነ መላእክት ናይ መላእኽቲ ተፈጥሮ ካብ ሓውን ነፋስን ብምዃኑ ንተልእኾ ቅልጡፋት፤ ለይትን መዓልትን ዕረፍቲ ዘይደልዩ፤ ኃይሎም ዘይደኽም፡ ተፈጥሮኦምውን ዘይዓርግ ረቂቓን ፍጥረት እዮም። ካብቲ ብዙኅ ዝኣገልግሎቶም ኸኣ እቲ ቀንዲ ንእግዚአብሔር ምምስጋን፤ ካብን ናብን እግዚአብሔርን ሰብን መልእኽቲ ምብጽጻሕ እዩ። ንእግዚአብሔር የገልግሉ፤ ንደቂ ሰባት ድማ ይራድኡ። […]

Continue reading

ምስባክ  ቀደሰ ማኅደሮ ልዑል። እግዚ አብሔር ውስተ ማዕከላ ኢትትሐወክ።                 ወይረድኣ እግዚአብሔር ፍጽመ።   መዝ.45፣4-5። ሮሜ .8፣31- ፍጻሜ ።  2ይዮሓ.፣1፣1-7። ግ,ሓዋ, 1፣12-15  ወንጌል. ማቴ.26፣-26-31። በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ። ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ሰለስተ ዓመት ኣብ ቤት ኣቡኣ ፣ ዓሰርተ ክልተ ዓመት ኣብ ቤተመቅደስ ፣ ትሽዓተ ወርሕን ሓሙሽተ ዓመትን ንጎይትና መድኃኒና […]

Continue reading

ደብረ ታቦር

ኣብ ቤተ ክርስቲያንና ብድምቀትን ክብ ብዝበለ መንፈሳዊ ሥነ ሥርዓትን ካብ ዝኽበሩ ትሽዓተ ዓበይቲ በዓላት ጐይታ ሓደ እዩ። ዓመት መጸ ድማ ፲፫ ነሓሰ ይኽበር። እዚ ዕለት እዚ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መዋዕለ ስብከቱ ብርሃነ መለኮቱ ክብረ መንግሥቱ ኣብ ደብረ ታቦር ነቶም ኅሩያት ደቀ መዛሙርቱ ዝገለጸሉ እዩ። እግዚአብሔር ብዝፈቐደ ኣስዒብና ብሓጺሩ ምኽንያተ በዓልን ትንቢትን ምስኡ ዝተተሓዙ ፍጽሜታትን […]

Continue reading