በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። 6 የካቲት ዕለት ዕረፍቲ ቅድስት ማርያም እንተ በዕፍረት እዩ። ብዛዕባ እዛ ቅድስቲ ኣደ እንረኽቦ ኣብ ኣርባዕቲኦም ወንጌላውያን 'ጐይታ እግሩ እናቀብአት' ብዝተፈላለየ ሕብሪ ግልጸት ተጻሒፋ ንረኽባ። እስከ ንመልከት። ኢየሱስ ሽቱ ከም ዝተቐብአ (ማቴ. ፳፮፡፮-፲፫/ 26፡6-13 ፡ ማር. ፲፬፡፫-፬/ 14:3-9፤ ሉቃ. ፯፡፴፮-፶/ 7:36-50፤ ዮሓ. ፲፪፡፩-፰/ 12:1-8) ꗺ ብዛዕባ ምቕባእ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ብሩክ ናይ የካቲት ወርኂ መዓልቱ ዓሠርተ ሓደ ሰዓት እዩ፡ ካብዚ ንደኃር እንዳወሰከ ይኸይድ ለይቱ ድማ ዓሰርተ ሰለስተ ሰዓት እዩ። ብየካቲት ሓደ (፩፡1) መጽሓፈ ስንክሳርና ዝዘከሮም ምስ ንርኢ፡ ዝኸበሩ ቅዱሳን ሚእትን ኃምሳን (150) ኤጲስቆጶሳት ኣብ ቍስጥንጥንያ ከተማ ብዓብይ ንጉሥ ቴዎዶስዮስ ዘመን መንግሥቲ ዝተጋብእዎ ጉባኤ እዩ፡ ተፍጻሜ ሰማዕት ቅዱስ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን: 'ዝክረ ጻድቅ ለዓለም ይሄሉ…… መዘከርታ ጻድቅ ዘልዓለም ይነብር።' መዝ 112፡7 ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ትውልዱ ካብ ሃገር ቅማን ሰሜን ምስሪ ግብጺ ኮይኑ ካብ ኣመንቲ ሥድራ ዝተወልደ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ዘመነ ዮሓንስ ወንጌላዊ 2012 ዓ.ም ግእዝ (2019ኣ.ፈ) ምስባክ ወትባርክ አክሊለ ዓመተ ምሕረትከ ወይጸግቡ ጠላተ ገዳም ወይረውዩ አድባረ በድው። መዝ 64(65)፣11 2ይቆሮ.6፣1-11። ያዕ.5፣8-13። ግ.ሓዋ.5፣12-17። ወንጌል.ማቴ.11፣1-20። ቅዳሴ ዘሐያዋርያት (ነአኵተከ) ኣምላከ ቅዱሳን እግዚአብሔር ዘመነ ሰላም፣ ዘመነ ፍቕሪ፣ ዘመነ ቅሳነትን ራህዋን ዘመነ ንስሓ ይግበረልና። ኣሜን። መስከረም ሓደ ኣብዚ ዕለት ሊቀ መላእክት […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ስንክሳር ግንቦት 25 ኣብዛ ቅድስት ዕለት ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ጓል ሓትነኣ ዝኾነት ቅድስት ሰሎሜ ዝዓረፈትሉ ዕለት እዩ። እሳ ከኣ ጓል ማጣት፣ ጓል ሌዊ፣ ጓል ሚልኪ ፣ ጓል ካህን ኣሮን እያ። ንማጣት ሰለስተ ኣዋልድ ነበራኦ። ንሳተን ከኣ እታ ዝዓበየት ማርያም፡ ብድሕሪኣ ከኣ ሶፍያ እታ ሳልሰይቲ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ኣሜን! ወበዛቲ ዕለት ኮነ ተዝካሩ ለዐቢይ ወክቡር አቡነ አረጋዊ ዘይሰመይ ዘሚካኤል። በዛ ዕለት ዓብዪን ክቡርን ኣቦና ኣረጋዊ ዘሚካኤል ዝብሃል ተዝካሩ እዩ። ፩. እዚ ካብ እንጦንስ፣ መቃርስ፣ ካብ ጳኵሚስ ናይ ምንኰስና ወይ መንፈሳዊ ሓረግ ራብዓይ ትውልዲ ዝኾነ ናይ ኣባ ዘሚካኤል (ኣረጋዊ ) ኣመጻጽኡ ከምዚ እዩ። ፪. ዳግማይ እዚ ናይ […]
- 1
- 2