መረን-ዕስራን ሓደን ክፋል

…ቤቲ፣ “… ሕንቕንቕ እናበለት ኣድያም ደኣ እንድዒ፣ በጃኺ… ሕጂ ዋላ ንኽትረኽባ ኣይከኣልን ኮይኑ። ካባኺ ምስ ተፈለና ድሕሪ ክልተ ሰሙን ኢና ተበጊስና ድሕሪ ናይ ሓደ መዓልቲ ጉዕዞ ኣብ ምስራጣ ምስ በጻሕና ተታሒዝና። ተኣሲርና ደላሎ ስለ ዝፈልጡ ግና ገዚኦም ኣዉጺኦምና። ኣብ ኢድ ደላሎ፣ ምስ ኣቶና፣ ንዓይ ቤተ ሰበይ ቀልጢፎም ሰዲዶምለይ፣ ንኣድያም ግና፣ እቲ ካብቲ ዘለኽዮ ዘዉጽኣ ዚያዳ […]

Continue reading

መረን- ዕስራን ሓደን ክፋል

…ቤቲ፣ “… ሕንቕንቕ እናበለት ኣድያም ደኣ እንድዒ፣ በጃኺ… ሕጂ ዋላ ንኽትረኽባ ኣይከኣልን ኮይኑ። ካባኺ ምስ ተፈለና ድሕሪ ክልተ ሰሙን ኢና ተበጊስና ድሕሪ ናይ ሓደ መዓልቲ ጉዕዞ ኣብ ምስራጣ ምስ በጻሕና ተታሒዝና። ተኣሲርና ደላሎ ስለ ዝፈልጡ ግና ገዚኦም ኣዉጺኦምና። ኣብ ኢድ ደላሎ፣ ምስ ኣቶና፣ ንዓይ ቤተ ሰበይ ቀልጢፎም ሰዲዶምለይ፣ ንኣድያም ግና፣ እቲ ካብቲ ዘለኽዮ ዘዉጽኣ ዚያዳ […]

Continue reading

መረን ዕስራ-ክፋል

ኣብ ቤት ማእሰርቲ፣ ካብ ንኣቱ ድሕሪ ሰለስተ ሰሙን ቤተልሔምን ኣድያምን፣ ካብ ቤት ማእሰርቲ ናብ ደላሎ፣ ተሸይጠን ወጽኣ። ብድሕሪአን ሓሙሽተ ወርሒ ኣብ’ቲ ካርሸሊ ተቐመጥኩ፣ መጀመርያ ክፍለያኒ ከለዋ፣ ብርግጽ ከቢድ እዩ ነይሩ፣ ኣስተማሲለ’ውን እየ። ግዜ እናነዉሐ ምስ ከደ ግና፣ ብፍላይ ዳርጋ መዓልታዊ ቃል እግዚኣብሔር ኣብ ዉሽጢ’ቲ ካርሸሊ ይወሃበና ብምንባሩ፣ ንነገራት ከም ዘለዉዎ ተቀበልክዎም። ነተን ዝነበርናኢ ገንዘብ፣ ብቑጠባ […]

Continue reading

መረን፡ዓሰርተ-ትሽዓተ ክፋል

ግዜ ከይሃቡ፣ ብቅልጡፍ ተበግሱ በሉና። ቤቲ ኣይነበረትን ኣነ፣ ኣድያም፣ ተስፋይን ሓደ ጋሻ ምሳና ዚሓደረን ግና፣ ኣብ ኢዶም ወደቕና። ዝነበርና ክዳን ቦርሳን፣ ገንዘብን ሒዝና ተበገስና፣ ቅድሚ ምድያብና ብዙሕ ለመንናዮም ዝሰምዓና ግና ኣይነበረን። መኪና ጽዒኖም ናብ ቤት ማእሰርቲ ዳጎኑና። ካልኦት ከማና ካብ ናይ ክራይ ኣባይቶምን፣ ኣብ ጐደናታት ዝተረኽቡን ወሓዙ ቤት ማእሰርቲ ብሰብ ኣዕለቕለቐት። ብዙሕ ወረ ባዕላትና ፈጠርና። […]

Continue reading

መረን-ዓሰረተ-ሸሞንተ ክፋል

ኣነ ርእሰይ ኣድነንኩ፣ ክሳዕ መዓስ ኢኺ፣ እምነትኪ እተጉድሊ “እንኪ” ሓደ መዓልቲ ክጠቕመኪ እዩ ነቲ ሒዝዎ ዝነበረ ጸበል ኣረከበኒ’ሞ ጸልዩ ንኣምላኽ ክትርእይዮ. ኢሉ ሓዲጉና ኸደ። ንዓይን ንኽብሮምን ዓቢ ጽፍዒት ነበረ። ካልኣይ ክፋል ተደሪርና ክንድቅስ ተጋደምና፣ ግና ገና ከይደቀስና ብብርቱዕ ፍጥነት መብራህተን ወሊዐን ናባና ገጸን ዚሕንበባ መካይን ስለ ዝተመልከትና፣ ኲላትና እንዳ ፈራህና ክነቋምት ተንሣእና። መራሕቲ መካይን ኣጆኹም […]

Continue reading

መረን ዓሰርተ-ሸውዓተ ክፋል

ሕሉፍ ከተዕልለሉ ከለኻ፣ ቀሊል ነገር’ዩ ዚመስል፣ መድረኽ ሕይወት ግና፣ ብዙሕ ከምዝርኢ ገይሩኒ’ዩ። ኣቤት ከምቲ ዚበልኩኻ ሜሮን ምስ ዓረፈ፣ ኲልና ተደሃልና፣ ብፍላይ ስላም ምስ ቤተልሔም፣ ኮማ ኣተዋ ተምላስ ንተምላስ ኮና። ዋና መኪና በጃኹም ኣብ ዘይምለስ ነገር ግዜ ኣይንቕተል። ስለዚ ቅበርዎ’ሞ ንኺድ እናበለ ብተደጋጋሚ ስለ ዝተዛረበ፡ በቃ ኣማራጺ የለን እንበሉ፣ ነታ ዘይትጠቅም ዕምቆታ ፍርቂ ሜትሮ ዘይትኣክል፣ መቃብር […]

Continue reading

መረን ዓሰርተ ሹዱሽተ ክፋል ( ብድምጽን ብጽሑፍን) ድሕሪ ናይ 11(ዓሰርተ ሓደ) መዓልቲታት ከኣ ንዒን ደሓን ኲኒ በልናያ። መካይን ከም ንፋስ ክዉጨፋ ጀመራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ጒዕዞና እተን መካይን ኣዚየን ይጐያ እኳ እንተነበራ፣ ኣይከም እዚአንን፣ ፍጥነተን ኣብ ዉሽጢ ጋቢና ዚነበረት ከም ትገልጾ ዚነበረት 140- 150ኪ.ሎ.ኣብ ሰዓት እዩ ። ኣእዛንና ረሲዐናኦ ዚቐነያ ዘየቋርጽ ሕንንታ ክስማዕ ጀመረ። ደሮናን ጸጸርን […]

Continue reading

መልእኽቲ ናብ ዕብራውያን።

መልእኽቲ ናብ ዕብራውያን።   ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ሓዲሽ ኪዳን ካብ ዝርከቡ ዕስራንሓደን መልእኽታት ብግልጺ ስም ጸሓፊኣ ዘይተገልጸላ መጽሓፍ መጽሓፈ ዕብራውያን ኢያ። ካብ ናይ ሓዲሽ ኪዳን መልእኽታት ዝያዳ ምስ ብሉይ-ኪዳን ብፍላይ ምስ ናይ መቕደስ ኣገልግሎት፡ ናይ ክርስቶስ ኢየሱስ ካህንነት ዝኣመሰሉ ነጥብታት ትዛመድ መጽሓፍ ኢያ።እንተኾነ ግን ኣብዛ መጽሓፍ ካብተን ካልኦት ምልእኽታት ብፍልይ ዝበለ ነገር ንግንዘቦ ስም […]

Continue reading

መረን -ዓስርተ ሓሙሽተ ክፋል

ረሲዐልካ ሽዑ ለይቲ ቅድሚ ምድቃሰይ፣ ንህልዉና ኣምላኽ ምጥርጣረይን፣ ምኽሓደይን፣ ምስቲ ግሩም ዚዀነ ራእሱ ዚሃበኒ ትምህርትን እናዛመድኩ፣ ፍጹም ተጠዓስኩ አረ መንፈሰይ ኣሎ እናበለኒ ስለምታይ ልበይ ዘትረርኩ፡ብመልሓሰይ’ውን ዝኸሓድኩ ስለምንታይ እየ በልኩ። እናነባዕኩ ሽዑ እቲ ለይቲ፣ “ኦ ኣምላኸ ይቕረበለለይ፣ ናባኻ ተመሊሰ ኣለኹ፣… ለምኒ ክትርእይዮ ኢኺ ኢሉኒ እዩ እሞ ኣነ ክርእየካ ደልየ ኣለኹ፣… ሕጂ ኣብዚ ምድረበዳ፣ ክተርፍ ኣይደልን… በቃ […]

Continue reading

ያዕቆብ

ስነ-ጽሑፍ ያዕቆብ ወዲ ማይ-ተመናይ  ብጽሑፍን ብድምጽን ያዕቆብ ንመኖም ይስጎግ ንክርስቶስ'ዶ ወስይ ንኣጋንንቲ፧ መበግሲ ኣዛ ዛንታ ዓቅሚ ኣዳማ በጺሐ ፡ ወረ ዓቅሚ ኣዳም ሓሊፈዩ ዝብል ዘሎ ያዕቆብ ወዲ ማይ-ተመና’ዩ፡ ዓለምና ዝጎደለ መስንገልኦም ክናድዮ ኮለል ዝብሉ ኣወዳት ተዘሪኦማ ኣለዉ። ኣነዉን ከምኦም ኣብ ምህንዳስ መሰንገለይ ተጸሚደ ኣለኹ። ገሊኦም ዓቀኖም መሰንገል ረኺቦም እፎይ ክብሉ ከለዉ: ገሊኦም ድማ ምስኦም ዘይሰማማዕ መሰንገል ብታህዋኽ ሰለ ዝእትዉ […]

Continue reading