ሓደ እዋን ቅዱስ ኣባ መቃርስ ዓቢ፡ ኣብ በዓቶም ብጸሎት ተጸሚዶም ኣብ ዝነበርሉ ግዜ ሓደ ካብቶም ኣብቲ ገዳም ዝነበሩ ተማሃሮ ናብኦም ቀሪቡ፡ "ኣባ ኵሉ ነገር መኒነ ንክርስቶስ ከገልግሎ እንታይ ክገብር ኣሎኒ" ብምባል ሓተቶም። ኣባ መቃርስ "ዝወደይ ብሓቂ’ዶ ንክርስቶስ ኪትስዕቦ ወሲንካ ኢኻ " ብምባል ንሕቶኡ ብሕቶ መለስሉ። እቲ መንእሰይ ብዘይምምታእ "እወ ኣቦና ወሲነ ኢየ " ኢሉ መለሰ። […]

Continue reading

ግዜ ምንቃሕ እዩ ፡ ዚብል ድምጺ ከም መቃልሕ ኣብ እዝነይ ምስ ተደወለ ፤ ከምዘይ ሰማዕኩ  ደጊመ ክድቅስ አንተ-ፈተንኩ ፣ ካብቲ መጀመሪያ ዝነበረ ድምጺ ብዝሓየለ  መልክዑ፤ ግዜ ምስጋና’ዩ ፣ እዋን ጸሎት ምስ ፈጣሪኻ ትራኸበሉ ሰዓት’ዩ ፡ ንምንታይ ከ ኣብ ግዜኡ ዘይግዜኡ ኣብ እምነትካ ዝይትጸዕ ዝብል ድምጺ ደጊመ ሰማዕኩዎ “ እቲ ብተግባረይ ዚተማረረ ነብሰይ” ምኻኑ'ዩ ። ኣይጸናሕኩን […]

Continue reading

ነብይ ኤርምያስ “ ኣብ ከርሲ ኣዴኻ ከይሃነጽኩኻ ፈለጥኩኻ ፡ ካብ ማሕጸን ከይወጻእካ ከኣ ቀደስኩኻ” ኢሉ ኣሎ ኤር 1:4 ። ናይ መላእኽቲ ሓለቃ ዝኾነ ቅዱስ ገብርኤል ብዛዕባ ምውላድ መጥመቀ መለኮት ቅዱስ ዮሐንስ ከበስር እንከሎ “ ኣብ ማህጸን ኣዲኡ መንፈስ ቅዱስ ክሓድር እዩ” ኢሉ አዩ ። ሉቃ 1፡15  ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ወንጌሉ ካብ ከርሲ […]

Continue reading

ሓዋርያት ንክርስቶስ መን ምዃኑ መዓስ ፈሊጦሞⵗ ሰባት ሓንጎሎም ነጺጎም ፡ ብዓይኖምን ብእዝኖምሉ ብምሕሳብ ኣብ ዉሳኔ ዝበጽሑ  ሕማቅ እዋን ኣለና።ቃላ ወንጌል ረጊሓሞ ቦዶ ድሌታቶም  ንምርዋይ ፍረ ዘይብሉ ዘረባ  ከም ዝሰምዑን ግዜኦም መስዋዕቲ ከፊሎም ተንቃሳቀሲ ስእሊ( ድራማ፡ ፊልም፡ ድርፊ ...ወቦዘተረፈ) ብምዕዛብ ታህኖም ከም ዘውጹ  ዮቲብ(youtube) ሕያዉ ምስክር’ዩ። ቃላ ወንጌል ክሰምዑ ኣብ ዝህቅንሉ እዋን ትሕዝቶ ናይቲ ትምህርቲ ከይተገደሱ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ትርጉም ቤት-መቅደስ ቤተ መቅደስ ዝብል ሓረግ ናይ ክልተ ቃላት ኮይኑ ፣   ቤት ማለት መሕድሪ ፣መንበሪ፣ ስራሕ ዝስርሓሉ ፣ ጉባኤ ማኅበር ( ቤተ እስራኤል ፣ ቤተ ክርስቲያን ከምዝበሃል) ማለት ኪኸወን ከሎ፣ መቅደስ ፣- ማለት ድማ መቀደሲ ፣መመስገኒ፣ መሥዋዕተ ጸሎት መቅረቢ ማለት እዩ። ስለዚ ቤት-መቅደስ ዝብል ሓረግ ሓደ ቤተ-እግዚአብሔር […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ወዲ ሰብ ካብ ፈተና ምእንቲ ክድኅን ኩሉ ግዜ ከየቋረጸ ናይ ኣምላኹ ክጽሊ ይግባእ። ነዚ እዩ ከኣ ኣምላኽና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ  ኣብ ማቴ.26፣41። << ናብ ፈተና ከይተኣይዉስ ንቅሑን ጸልዩን።>>  ዝበሎም ንኣቦታትና ሓዋርያት።  ቅድስቲ ቤተክርስቲያና ንምእመናን ደቃ በብዕለቱ ተጊሆም ናብ ኣምላኾም ምእንቲ ክጽልዩ መዓልታዊ ጸሎት ሸውዓተ ሰዓታት ክጽልዩ ሥርዓት […]

Continue reading

በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን፡፡  ሎቱ ስብሐት ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ  ብዙሓት ህዝቢ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ይኽተልዎ ነይሮም  ክበልዕ ዝደለየ፥ ገደል ኣፉ ከም ዝበሃል እንጀራ ኣበርኪቱ ምስ ሃቦም በሊዖም ምስ ጸገቡ ብዙሓት ህዝቢ ኣብ ዝኸዶ ቦታ ይኸዱ ነይሮም “ንኢየሱስ ኬናድይዎ ናብ ቅፍርናሆም መጹ ...ምስ ረኸብዎ ከኣ መምህር ! መኣዝ ደኣ ናብዚ መጺእካ በልዎ " […]

Continue reading

እግዚአብሔር መደምደምታ ክገብረልና ስዝለ ዝፈተወ፣ ንሓድነትና ድማ ስለ ዝበሃገ፣ እቲ ኣብ ደምቤና ዝሰርሖን ዝሃንጾን ዘሎ ክብሪ ብዙሕ እዩ። መቐጸልታ ናይቲ ወትሩ መደምደምታ ንኽረኽብ እንምነዮ ዝነበርና ንሓድነት ቤተ-ክርስትያንና ዝቕውድ ድርዒ ሰላም ከልብሰና ለሚንናዮስ፣ ንመጻኢና ዘበስር ኣንፊ ብርሃን ዝሓዘ ሓድሽ ናይ ዕርቕን ሰላምን ታሪኽ ሰሪቱልና ይርከብ። እዚ ኣብ ትሕቲ ብዙሕ ተጻብኦን መንቀኝነት ኣጽራረ ቤተ-ክርስትያንን ዝከናወን ዘሎ ጻዕሪ፣ […]

Continue reading

ሓድሽ ዓመት ምስ ሓድሽ ሰብነት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስን ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ወትባርክ ኣክሊለ ዓመተ ምሕረትከ ፥ ንዓመት ብሣህልኻ ትኽልላ፥  መዝ 65፡11 እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ብበረኸት እናኸለለ ዘንበረና ነዞም ብኣምሳሉ ዝተፈጠርናን  ኣቦ ኢልና ክንጽውዖ ውልድነት ዝሃበናን፥ ንጉእዛን  ፍጥረታቱ’ውን ከማን ብሓልዮትን ብበረኸትን እናኣጽገበ ከም ዝሕልዎም  መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል :- ንምድሪ ትሓልየላ ዝናም ሰዲድካ ኸኣ ተጽግባ ፍርያምን […]

Continue reading

መቅደሰይ ፍርሑ ዘሌ 26:2

ቤተ መቅደስ እግዚአብሔር ዝምስገነሉ ንዕኡ ዝኣምኑ ምእመናን ስርዓተ ኣምልኾኦም ዝፍጽሙሉ ናይ እግዚአብሔር ምሕረትን በረከትን ንደቁ ዝዕደለሉ ቤት እዩ። ደቂ ሰብ ቤተመቅደስ ሰሪሖም ሥርዓት ብዘለዎ መንገዲ ንፈጣሪኦም ንኸመስግኑ ዝኣዘዘ ዝመሃረ ልዑለ ባህሪ እግዚአብሔር እዩ። ሰማይ ዙፋኑ ምድሪ ከአ መርገጺ እግሩ ዝኾነት ኣብ ኩሉ ዝርከብ እግዚአብሔር  ነቶም ንዕኡ ዝግዝኡ ምእንቲ ክሕልዎምን ክባርኾምን ስለዝፈቀደ "ኣብ ሞንጎኹም ምእንቲ ክሓድር መቅደስ […]

Continue reading